Total words count = 158


English
Tigrinya


ስሬት ሓጢኣት


ምርዓም/ምቕባል


ስነ-ሰብ


ሰባዊ ቅርጺ/ሰብኣዊ ባህሪ


ዘፍጥረተሰብ


ሰረተ-ጥብቅና እምነት/ጥብቅና ወንጌል


ዘመነ ሃዋርያ


ዕርገት


ብርእሱ ዚነብር ህላዌ


እዝጊ-ኣልቦኣውነት


እዝጊ-ኣልቦኣውያን


እዝጊ-ኣልቦኣውነታዊ


ዕርቂ/ምሕረት


መበቈል/መተንእስ/ሱር መሰረት


እዮት


ህይወት-ፈጠር/ባዮጀነሲስ


ሰውነት


ቀኖና


በዓል /ፍሰታ


ንጽህና/ብሞራል


ስነ-ክርስቶስ


ስጥመት


ኑዛዜ


ምቕዳስ


ቆዝሞ-ወለዶ


ስነ-ጽንፍለኻዊ መጎተ/ኮስሞሳዊ መጎተ


ኪዳን


ፍጥረት


ፍጥረታውያን


ጥቕሉል መጽሓፍቲ ምዉት ባሕሪ


ምግልጋል


ግልግል


ባህረ-መለኮት


መጋቢነት


መለኰት


መለኰተ-እዮት


ስነመለኮት


ሰረተ-እምነት


ክልተኣውነት


ኣድማሳዊ ኣቡን/ኣጽናፍ ኣቡን/ዓለምለኻዊ ኣቡን


Ego

ወደስደሳነት


ደግአ-ትንታነ


ሕሬት/ምርጫ


ኣብርሆት


ሰረተ-ፍልጠት/ኣምረ-ፍልጠት/ኤፒስቶሞሎጂ


ስነ-ምጽኣት


ሕመረት


ፍልቀተ-ቃላት


ፍልቀት


ዘገምታውያን/ፍልቀታውያን


ስቀል


ውስጥአ-ትንታነ


ህላወ/ህልወት



ዋራ/ትእውነት


እምነት


ውድቀት ሰብ


ቅድመ ስፍራ


ሓፈሻዊ ምግላህ/ሓፈሻዊ ምግላጽ


ሸብታ


መላእ-ምድሪ/ብዘላ-ምድሪ


God

ኣምላኽ/ፈጣሪ


ጸጋ


ሰረተ-ምህሮ ሓጢኣት/ስነሓጢኣት


ስነ-ኣፈታትሓ ቅዱስ ጽሑፋት/ፍትሐ-ቅዱስ ጽሑፋት


ስነ ሽዱሽተ መዓልታት ፍጥረት


ኩለንታዊ


ኣድማስ


ጥንሰ-ሓሳብ


I

ኣነ


ኣነነት


ስነ-ሓሳብ


ኣምልኾ ጣኦት


ኣብርሆት


ዘይተለዋዋጥነት


ተሰግዎ



ገይጋ-ኣልቦ


በደል/ኣበሳ


ስውጥታት


ድርኪት


ድሩኽ


ቅስሚ/ቅንዕና/ጣቋ ሒለት


ጽምደ-ዝምዳዊ


ጽድቂ


ስነ-መጎት/ስነ-ኣመኽንዮት



መሲሕ


ሜታፊዚክስ


ንኡሰ-ውኽሎ/ኑእሰ-መወክሎ/ኑእሰ-ውኽሎሎ/ንኡሰ-መወክሎ


ስነ-ምግባራዊ መጎተ


ኣዱንያኣዊ


ጽዋዊ


ተፈጥሮኣዊ


ባህርያዊ


ውድዓዊ ሓቂ


መላጸ ኦካም


ነዊሕ ዝመዋእላ ምድሪ - ፍጥረታውያን


ከኣል-ኩሉ/ኩሉ ኸኣሊ


ነባር-ኣብኩሉ/ኣብ ኩሉ ዝርከብ


ኩሉ ፈላጢ/ፈላጥ-ኩሉ


ስነ-ህላዌኣዊ መጎተ/ስነ-ምዃናዊ መጎተ/ስነ-እዮታዊ መጎተ


ፓፒረስ


ብራና


ኣቡን


ቦር/ተሓላቕ ዓዲ/ኣባቦር/ኣባቦር ዓዲ


ፕላይዣውነት


ሰብነት/እንተና?/ትስብእቲ


ሰረተ-ምህሮ መንፈስ ቅዱስ/ስነመንፈስ ቅዱስ


ሙሻሎ


ሓሸካ/ሓሸካ ምግባር


ሕድገት


እማሜያዊ-ሓሳብ


ስነ-ገጸልሳን


ምንጣቕ


ምብጃው


ተበጅዎ


ጣዕሳ


ምግላህ/ምግላጽ


ድሕነት


ቅድስና


ምድሓን


ስኮላሳውነት


Sin

ሓጢኣት


ሰረተ-ምህሮ እግዚኣብሄር


1.    እዝጊ/ጃንሃይ/1.ጃንሃይ- ብዘይካ ንኣምላኽ፡ ብኻልኦት ዘይድፈር፡ ዘይጥሓዝ ግዝኣት ንዝሓዘ ንምግላጽ ይውዕል። 2. እዝጊ ግና፣ ኣብቲ መንፈሳዊ መዳይ


ልኡላውነት


ብሕታዊ ምግላህ/ብሕታዊ ምግላጽ/ፍሉይ ምግላህ/ፍሉይ ምግላጽ


ተተን/ግዝኣት


ባዕላዊ ሓቂ


ልዑል/ላዕለዋይ


ስነ-ዕላማዊ መጎተ/ስነ-ፍጻሜኣዊ መጎተ


ፈተና


እዝጊኣውነት


እዝጊኣውያን


እዝጊኣዊ


ምልከ-እግዚ


ፍትሐ-እግዚ


ስነእግዚ/ስነመለኮት/ቲኦሎጊያ


ክልሰ-ሓሳብ


ስግረኣዊ/ደረት-ሰገር


ጥሕሰት


ስላሴ


ሓቅነት/ሓቅነት ዝዀነ


ብሓቅ


ሓቂ


ሓቂ [ኣብ ህያው ዘይኰነ]


ሓቀኛ


ብሓቀኛነት= ምስ ህያው ዝዀነ፡ ዝውዕል  


ዘላን {ንብዙሓት= ዘላናት}


ጽንፈለኽ / ኲለንታ


ዝቕወር [ቈር]፡ ቆር፡ ዝዓመቘ ክፍሊ ማያዊ ኣካል ኢዩ። 


ኣደዳ


መናእ/ቀንዲ/ኣውራ


ዓለም/ዓለማዊ


ኣምልኾ


ሓጺር ዝመዋእላ ምድሪ - ፍጥረታውያን