Cosmological argument
ስነ-ጽንፍለኻዊ መጎተ/ኮስሞሳዊ መጎተ

Definition:

እዚ መጎተ እዚ ኣብ ጽንፍለኽ (ዩኒቨርስ) ዘሎ ኩሉ ዝፍለጥ ነገር፡ ንኽህሉ ዝገበሮ ጠንቂ ኣለዎ። ብዘይ ጠንቂ ዝመጽአ ነገር የልቦን። ስለዚ ድማ ጽንፍለኽ (ዩኒቨርስ) ንባዕሉ ናብ ምህላው ንኽመጽእ ጠንቂ የድልዮ። ጠንቂ ናይ ከምዚ ዝበለ ዓቢ ጽንፍለኽ (ዩንቨርስ) ድማ እቲ ጠንቂ ዘየድልዮ ኣምላኽ ጥራይ እዩ ክኸውን ዝኽእል ዝብል መጎተ እዩ።