Renaissance
ዘመን ሕውየት/ዘመን ህዳሴ

Definition:

ዘመን ኤውሮጳዊ ሕውየት (European Renaissance) (መበል 14–17 ዘመናት)፡ ካብ ማእከላይ ዘመን ናብ ዘመናዊነት ዝተገብረ ምስግጋር ዘመልክት ኮይኑ፡ ዳይግማይ ልደት ናይ ሓያሎ ባህላዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ስነጥበባዊ፡ ከምኡውን ስነፍልጠታዊ እተራእየሉ እዋን እዩ።