Literature

Devotionals

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን...
See More

Article

እታ ሰዓት ምስ በጽሐት ምስቶም ዓስተው ክልተ ሃዋርያት ኣብ መኣዲ ተቐመጠ። ንሱ ድማ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ዝፍጸም ደጊም ካብዚ ከምዘይበልዕ...
See More

Booklet

ምዕራፍ 1 ንስሓ ካብ ምዉት ግብሪ ምዕራፍ 2 እምነት ብኣምላኽ ምዕራፍ 3 ትምህርቲ ጥምቀት ምዕራፍ 4 ምንባር ኣእዳው ምዕራፍ 5 ትንሳኤ ምውታት ምዕራፍ 6 ዘልኣለማዊ ፍርዲ ምስጢር ጸሎት

ARTICLE see all article

መንኮን ይዓቢ

ብ ኣስማይት ተኽልዝጊ
መንኮን ይዓቢ

እታ ሰዓት ምስ በጽሐት ምስቶም ዓስተው ክልተ ሃዋርያት ኣብ መኣዲ ተቐመጠ። ንሱ ድማ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ዝፍጸም ደጊም ካብዚ ከምዘይበልዕ እብለኩም ኣለኹ። እሞ ቅድሚ ስቓየይ ምሳኹም ገንሸል ፋስጋ ክበልዕ ብዙሕ ሃረር ኢለ ኣለኹ በሎም። ... See More

. . . ልቢ ኸዕብየልና

ብ ኤርምያስ ጸጋይ(ETB)
. . . ልቢ ኸዕብየልና

ሰብ ምዃን ውህብቶ'ዩ ናይ እዝጊ ግንዖ ፈጣሪ ኹላ ዓለም ካብ ጥንቲ ዝሰርዖ ውሱን ዕድመ ኽነብር'ዩ እተሰልዖ ልብና ነጠንቅቕ እዚ ኸይዝንግዖ/2 ኣብዚ ዘመን እወ ኣብዚ እዋን ልቢ ስሕዩ በዚሑ ምትዕናን ልቦና ምስ ጠፍአ ገዚኡ ምትፍና... See More

DEVOTIONALS see all devotionals

ብጻየይከ መን እዩ?

ብ beteZION Ministry
ብጻየይከ መን እዩ?

ኩሉ ትእዛዝ ኣምላኽ ኣብ ክልተ ትእዛዝ ክጥቕለለ ይከኣል፡ ንኣምላኽ ብምሉእ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ብዅሉ ሓሳብካን ምፍቃርን ንብጻይካ ከም ነፍስኻ ምፍቃርን። እቲ ፈላጢ ሕጊ ናብ የሱስ ቀሪቡ "ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ... See More

MAGAZINE see all magazine

እንጌራ ህይወት ቁ.11

ብ መካነ ሂወት
እንጌራ ህይወት ቁ.11

መጽሄት እንጌራ ህይወት ቁጽሪ ዓሰርት ሓደ ወጺኣ ኣላ፣ እዛ መጽሄት ኣገልጋልን ኣገልግሎቱን፡ ተነባቢ ህይወቱን፡ ኒቆድሞስ፡ሕቡእ ጋሻ ከምኡውን እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፡ ዝብሉ ጽሑፋት ሒዛ ኣላ።... See More

NEWSPAPER see all newspaper

ክፉት ሰማይ

ብ ክፉት ሰማይ ናይ ስነ ጽሑፍ ኣገልግሎት
ክፉት ሰማይ

* ኣብ ልዕሊ ማሕበር ንዝመጸ መርገም ምውጋድ * ህጹጽ ትንቢታዊ ናይ ጸሎት ጻውዒት * ድንኳንኪ ኣርሕቢ * ሃሎዊን ... See More