Inductive Reasoning
ስርጸታዊ ኣመኽንዮ

Definition:

ንሓደ ነገር ወይ ጉዳይ ብምዕዛብ ጀሚርና፡ ኣብቲ ትዕዝብትና ንዝራእናዮ ተደጋግምነት ከም ብቑዕ ምኽንያት ወሲድና፡ ሓቂ እዩ ናብ ዝብል ሓፈሻዊ መደምደምታ እንበጽሓሉ ኣገባብ