Ockams razor
መላጸ ኦካም

Definition:

ዊልያም ኦካም ዝተባህለ ፈላስፋ ዘማዕበሎ፡ ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ኩሉ ትንተናዊ መግለጺታት ማዕረ እንተ ኾይኑ፡ ነቲ ዝቐለለ መግለጺ ውስውድ፡ ዝብል መትከል።