Deductive Reasoning
ጽምቈታዊ ኣመኽንዮ

Definition:

ብስርጸታዊ ኣመክንዮ ሓቅነቶም እተረጋገጹ እማሜያዊ-ሓሳባት ከም መርትዖ ብምቕራብ፡ ንሓድሕዶም ተደጋጊፎም፡ ነቲ እንደልዮ እማሜያዊ-ሓሳብ ሓቂ ከም ዝኾነ እነረጋግጸሉ ኣገባብ