Enlightenment, Age of
ዘመነ-ኣብርሆት

Definition:

ዘመነ-ኣብርሆት ኣብ መበል 18 ክፍለ-ዘመን ዝነበረ ኣእምሮኣዊ ምንቅስቓስ ኮይኑ፡ ንልምድን ሃይማኖታዊ ስነ-እምነትን (dogma) ኣብ ክንዲ ምቕባል፡ ምኽኑይ ኣተሓሳስባ (reason thinking)፣ ውልቀ-ሰብኣዊ ናጽነትን ስነ-ፍልጠታዊ ምርምርን ከም ቀንዲ ምንጪ ስልጣንን ሰብኣዊ ዕብየትን ገይሩ ክውሰደሉ ዝጀመረ ዘመን እዩ።