Absolution
ስሬት ሓጢኣት

Definition:

ሰብ ካብ ዝገበሮ ኣበሳ ወይ ሓጢኣት ዝረኽቦ ሕድገት ወይ ምሕረት። ኣብ ክርስትና ስሬት ሓጢኣት ብበጃነት ክርስቶስ ዝርከብ እዩ።