Released year:
2014
Background vocals:
እሴይ እስጢፋኖስ፣ ሰሎሞን ደማሽ፣ ኣርኣይስ ዮሴፍ፣ ሚጢ ኣበራ፣ ዘቢብ ተሜ፣ ገሊላ በላይ፣ ጴጥሮስ በርሀ፣ ምልእተ ጌታቸው
Musician:
ኣዲሱ ኩሲያ፣ ናሆም ሀይለመለኮት
Composer:
ኣዲሱ ኩሲያ (Addis Studio)
Tel: 90 11 11 11 55
Note:
"ሕጂ ግና ኣታ ያእቆብ፡ እቲ ዝፈጠርካ፡ ኣታ እስራኤል ድማ፡ እቲ ዝደኰነካ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል፡ ተበጅየካ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ብስምካ ጸዋዕኩኻ፡ ንስኻ ናተይ ኢኻ። ብማያት ምስ እትሐልፍ፡ ምሳኻ ክኸውን እየ፡ ብውሒዝ ምስ እትሳገር ከኣ፡ ኣይኬጥሕለካን እዩ፡ ብሓዊ ምስ እትኸይድ፡ ኣይክትነድድን ኢኻ፡ ሃልሃልታውን ኣይኪህምዀካን እዩ።" ኢሳይያስ 43:1-2