Released year:
2016
Background vocals:
ሰመሃር ብጹኣምላኽ፣ ኣድሃኖም ተኽለማርያም፣ ቃልኪዳን
Musician:
ዝናቡ ዮናስ፣ ተባረክ ሰለሞን
Composer:
ዝናቡ ዮናስ
Note:
ምስጋና፡ በመጀመርታ ነቲ ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብቲ ዘርገም ብርሃን ዘእተውትኒ ብነጻ ናይ ዘላለም ሂወት ዝሃበኒ እግዚኣብሄር ኣምላኽ የመስግኖ። ምብቕጻል ነቶም ስለይ ከይተሃለሉብጸሎትን፣ ብምኽርን ኣብ ጎነይ ደው ዝበሉ ኣሕዋት የመስግን። ነዛ ቀዳመይቲ ኣልበም CD ንክትስራሕ ብገንዘቦም ዝሓገዙኒ ንኣሕዋተይን/ ኣሓተይን የመስግን።