Released year:
2017
Background vocals:
ቃልኪዳን ንጉሴ፣ ሜሮን በላይ፣ ሄቨን ገሬ፣ ጆሲ፣ ሚጣ ኣበራ፣ ሰመሃር በ/ኣምላክ
Musician:
ኣማኑኤል ፍቃዱ 3,6,7,8፣ መስፍን ደንሳ 1,2,4,5,9፣ ክብረኣብ ምትኩ 10
Composer:
በረከት እንዳለ at BMM Studio
09 11 41 96 83/ 09 12 64 11 39
Note:
እቲ ብክርስቶስ እየሱስ ካብ ዓወት ናብ ዓወት ዝመርሐኒ ኣቦ ዘልኣለም ዝኾነ እግዚኣብሄር ይመስገን። ብጸሎት ዝደገፉኒ Jesus Christ Intl Church እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ክብሎም ይፈቱ። ከምኡ ዉን ብጸሎትን ብ finance ዝሐገዙኒ Church of the Living God Manchester ኣምላኽ ይባርኽኩም። ብቀረብ ዝሃገዙኒ የክርስቶስሰ አካል ቤተክርስትያን እግዚኣግሄር ይባርኸሎም ክብሎም ይፈቱ።