Released year:
2018
Background vocals:
ፓ/ዘማሪ እሰይ እስቲፋኖስን ዘማሪት ምሕረት ገብረታትዮስ
Musician:
ብሩክ ፈይሳ 623-419-3348
Composer:
Note:
ምስጋና፥
ብመጀመርታ ነቲ ናብ ሕብረት ወዱ ዝጸውዓኒ፣ በዚ ኣገልግሎት እዚ ኸገልግሎ ብቕዕቲ ዝገበረኒ ኣምላኽ ስብሓት ንስሙ ይኹን። ነዚኣ ሲዲ ክሰርሓ ብኩለንትንኦም ብምኽርን ብጸሎትን ዝተሓጋገዙኒ ፓስተር ኒቆዲሞስ ኣለምሰገድን ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዘማሪት ምሕረት ገብረታትዮስ ከምኡውን ፓ/ዘማሪ እሰይ እስቲፋኖስ፣ ጃስተር ሰናይ ገብረሚካኤል፣ ስድራቤት ኣቶ ኣብርሃ በርሄ፣ ኣቶ ዳዊት ገብረሃዋርያት፣ ንኹሎም ብጸሎት ዝደገፉኒ ኣገልገልቲ ኪዳን ክብሪ ቤተክርስትያንን ካልኦት ኣሕዋትን ጐይታ ይባርኹም ይብል።
ናይ ኪዳን ስብሪ ቤተክርስትያን ከተማ ቂኒፔግ ዝተወፈ