Bible
Music
Resource
Store
[Sunday 5th May 2024]
ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ! 2135
2135 · ሰሙናዊ ናይ ጽሞና ቓል ብምስማዕ ተባረኹ!
ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲኣተን ምሳታቶም ዝኣተዎ ኺዳን እዚ እዩ፡ ይብል እግዝኣብሄር፡ ንሕጋጋተይ ኣብ ልቦም ክህቦም፡ ኣብ ሓሳቦምውን ክጽሕፎ እየ፡ ምስ በለ፡ ደጊም ሓጢኣቶምን ዓመጻኦምን ከቶ ኣይክዝክርን እዩ፡ ይብል። እብ 10:16-17
ኣብ ቤተ-ጽዮን መጽሓፍ ቅዱስ ብዝተፈላለየ ቋንቋ ተዳልዩልኩም ኣሎ:
ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ንመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሕግዙ ናውቲ (tools) ኣሎና:
ኣብ ቤተ-ጽዮን ሓያሎ ናይ ትግርኛ መዛሙር ይርከቡ። ክፋል ናይዞም መዝሙራት ድማ:
መጽሓፍ
ምዕራፍ