1. ካብ ንእስነተይ ጀሚሮም ብዙሕ ጊዜ ኣጻበቡለይይበል እስራኤል፡-

2. ካብ ንእስነተይ ጀሚሮም ብዙሕ ጊዜ ኣጻበቡለይ፣ ግናኸ ኣይሰዐሩንን

3. ሓረስቶት ኣብ ዝባነይ ሐረሱትልምታቶም ኣንውሑ

4. እግዚኣብሄር ጻድቕ እዩ፣ ኣግማድ ረሲኣን በተኸ

5. ንጽዮን ዚጸልኡ ዅላቶም ይሕፈሩንድሕሪትውን ይመለሱ

6-7. ከምቲ ሳዕሪ ናሕሲዓጻዲ ኢዱ መሊኡ ዘይዐትረሉ፣ መልዓል እንዳእቲውን መሊኡ ዘይሐቚፈሉከይዐበየ ዚሃጕጕ ይኹኑ።

8. ሐለፍቲ መገዲ ድማ፣ በረኸት እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሌኹም ይኹን፣ ብስም እግዚኣብሄር ንባርኸኩም አሎና፣ ኣይብሉን