• Current City:
    ,
  • Hometown:
  • Occupation:
  • Interests:

Mehari Fitwi

Recent Announcement

Participation

1
10
0
Magazine
0
Newspaper
0
Bible study
0
Booklet
0
Christian living
0
Verse illustration
1
0
Sermon
0
Tract
5
Comments posted
8889
Times viewed
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ሕጉስ ወሃቢ

    ሕጉስ ወሃቢ

    ጐይታይ

    ሃብታም ኢኻ፡ ሙሉእ ብትሕዞ
    ሓያል ኢኻ፡ ንኹሉ ብሓይሊ ቓልካ ትእዝዞ።

    ጐይታይ

    ብልጹግ ኢኻ፡ ሙሉእ ብጸጋ
    ኣይኮነንዶ ዝወዳደረካ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ሕጉስ ወሃቢ

    ሕጉስ ወሃቢ

    ጐይታይ

    ሃብታም ኢኻ፡ ሙሉእ ብትሕዞ
    ሓያል ኢኻ፡ ንኹሉ ብሓይሊ ቓልካ ትእዝዞ።

    ጐይታይ

    ብልጹግ ኢኻ፡ ሙሉእ ብጸጋ
    ኣይኮነንዶ ዝወዳደረካ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን - 1ይ  ክፋል

    ሓገዝቲ መምርሒታት ንጸሓፍትን ተርጐምትን - 1ይ ክፋል

    ኣብዚኣ ነስተብህል!!!

    ብመጀመርያ፡ ነቲ ቋንቋ ዝኣክል ዓብይ ውህበት ዝለገሰልና ልዑለ-ልዑላን፡ ንጉሰ ዘነገስት ዝዀነ፣ ኣዝዩ ዓብይን ጃንሃይን...
    See More

    6 comments
    Mehari Fitwi ጎይታ ይባርኽኩም ጎይትኦምን ሙዚትን። ነቶም ብዓቕምና ኣብ ስነ-ጽሑፍ ንሳተፍ ኣዚዩ ሓጋዚ'ዩ። ሃብታም ትሕዝቶ። ቀጽልዎ።
    April 07, 2014 at 2:48am
    Ermias Zerazion ኣምላኽ ይባርኽካ። ግሩም ጽሑፍ። ቀጽሎ። ክንጽሕፍ ንእንደሊ ብዙሕ ከምዚ ዝዓይነቱ ጽሑፋት የድልየና እዩ። ተባረኹ!!
    April 07, 2014 at 7:45pm
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ኣሜን ኤርምያስ ሓውና። ንዓኻ ድማ ስለቲ ትግሃትካ ጐይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ!!!
    April 08, 2014 at 12:38am
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ኣሜን መሓሪ ሓውና። ንዓኻ ድማ ጐይታ ይባርክካ!!!
    April 08, 2014 at 12:44am
    Samson Mehreteab ኣምላኽ የብዚሓልኩም ጎይትኦምን ሙዚትን። ኢሜል ደኣ ዘይትገድፈለይ ፍቃደኛ እንተኬንካ።
    April 09, 2014 at 9:16am
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley ሳምሶን ሓውና ኢመይለይ gotubelo@yahoo.com
    April 09, 2014 at 11:14pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000216
    Goitomuzit Asher Ashriel Ashley

    እታ ህሞት

    እታ ህሞት

    ከመይ’ያ ክትከውን እታ ህሞት
    ምስ የሱሰይ ፊት ንፊት ዝራኸበላ ካልኢት?

    ከመይ ክብል’የ?

    እፍሳህዶ እኸውን ብሓጎስ እጭድር
    ወለዱ ከምዝረኣየ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    እታ ህሞት

    እታ ህሞት

    ከመይ’ያ ክትከውን እታ ህሞት
    ምስ የሱሰይ ፊት ንፊት ዝራኸበላ ካልኢት?

    ከመይ ክብል’የ?

    እፍሳህዶ እኸውን ብሓጎስ እጭድር
    ወለዱ ከምዝረኣየ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ሽዓ

    ሽዓ

    ብኹሉ ወገን እጽቀጥ ግናኸ ኣይጸበንን
    ዝገብሮ ይጠፍኣኒ ግናኸ ተስፋ ኣይቀብጽን
    እስጎግ ድርቡይ ግን ኣይኮንኩን
    ይደፍኡኒ ግናኸ ኣይጠፍእን
    ንኹሉ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ሽዓ

    ሽዓ

    ብኹሉ ወገን እጽቀጥ ግናኸ ኣይጸበንን
    ዝገብሮ ይጠፍኣኒ ግናኸ ተስፋ ኣይቀብጽን
    እስጎግ ድርቡይ ግን ኣይኮንኩን
    ይደፍኡኒ ግናኸ ኣይጠፍእን
    ንኹሉ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ምእንታና

    ምእንታና'ዩ

    ኣብ ናይ ፍትሒ ዓለም ፍርዲ ብኸምኡ እንክጥለም
    ኣይኮነንዶ ክሕሰብ አይከኣልንው’ን ክሕለም
    ንከታሪ ቀታሊ ሰብ ዝሰድድ ብነጻ
    ነቲ ንጹህ ዝፈርድ...
    See More

    0 comments
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ምእንታና

    ምእንታና'ዩ

    ኣብ ናይ ፍትሒ ዓለም ፍርዲ ብኸምኡ እንክጥለም
    ኣይኮነንዶ ክሕሰብ አይከኣልንው’ን ክሕለም
    ንከታሪ ቀታሊ ሰብ ዝሰድድ ብነጻ
    ነቲ ንጹህ ዝፈርድ...
    See More

    Comment
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ዓሻስ ብልቡ ኣምላኽ የልቦን ይብል

    ዓሻስ ብልቡ ኣምላኽ የልቦን ይብል

    እቲ ዘይነበረ ነቲ ዝነበረ
    አይነበረን ኢልዎ ከምዛ ዝነበረ
    ዘበነ ግርምቢጥ’ዩ ማይ ንዓቐብ
    ንኣምላኽሲ ያኢ የለን ክብሎ ሰብ
    አበይ’ዩ በጺሑ...
    See More

    2 comments
    Thomas Eyob ሓቕኻ መሃሪ ሃወይ አምላክ የባርክካ
    August 22, 2012 at 3:19pm
    Mehari Fitwi አሜን ቶማስ ሓወይ ተባረኽ።
    August 23, 2012 at 8:51am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ዓሻስ ብልቡ ኣምላኽ የልቦን ይብል

    ዓሻስ ብልቡ ኣምላኽ የልቦን ይብል

    እቲ ዘይነበረ ነቲ ዝነበረ
    አይነበረን ኢልዎ ከምዛ ዝነበረ
    ዘበነ ግርምቢጥ’ዩ ማይ ንዓቐብ
    ንኣምላኽሲ ያኢ የለን ክብሎ ሰብ
    አበይ’ዩ በጺሑ...
    See More

    2 comments
    Thomas Eyob ሓቕኻ መሃሪ ሃወይ አምላክ የባርክካ
    August 22, 2012 at 3:19pm
    Mehari Fitwi አሜን ቶማስ ሓወይ ተባረኽ።
    August 23, 2012 at 8:51am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ዘቕንኡ መጻምድቲ፡ ጵርስኪላን ኣኪላስን

    ዘቕንኡ መጻምድቲ፡ ጵርስኪላን ኣኪላስን

    ግሃ 18:1-4 "ድሕርዚ ጳውሎስ ካብ ኣቴና ተበጊሱ ናብ ቈረንቶስ መጸ። ቅላውዴዎስ ኲሎም ኣይሁድ ካብ ሮሜ ኺለቁ ኣዘዘ እሞ፡ ሽዑ ቕነ ምስ ሰበይቱ ጵርስኪላ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ጐይታ ይባርኽካ መሓሪ። Great message.
    August 02, 2012 at 6:40am
    Mehari Fitwi አሜን። ንኹላትና ይባርኸና።
    August 02, 2012 at 8:34am
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ዘቕንኡ መጻምድቲ፡ ጵርስኪላን ኣኪላስን

    ዘቕንኡ መጻምድቲ፡ ጵርስኪላን ኣኪላስን

    ግሃ 18:1-4 "ድሕርዚ ጳውሎስ ካብ ኣቴና ተበጊሱ ናብ ቈረንቶስ መጸ። ቅላውዴዎስ ኲሎም ኣይሁድ ካብ ሮሜ ኺለቁ ኣዘዘ እሞ፡ ሽዑ ቕነ ምስ ሰበይቱ ጵርስኪላ...
    See More

    2 comments
    Ermias Zerazion ጐይታ ይባርኽካ መሓሪ። Great message.
    August 02, 2012 at 6:40am
    Mehari Fitwi አሜን። ንኹላትና ይባርኸና።
    August 02, 2012 at 8:34am
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    1 comments
    Alona Ab Yahoshua Amen Eritrea be blessed forever. God is your redeemer. My first time to listen people singing about their country Eritrea in deep zeal and feeling. Shows me they mean it. May God bless you for remembering your people and land. keep praying and shouting for PEACE and blessing of our country ERITREA, nothing is impossible to God our tegadelti (fighters) will surrender their power to Jesus. They are our brothers they are not our enemies.
    July 31, 2012 at 5:08pm

    ንመንፈሰይዶ ንስጋይ ክሰምዕ፧

    ንመንፈሰይዶ ንስጋይ ክሰምዕ፧

    ክልተ መጻርርቲ፡ ክልተ ተጻይ
    ክልተ ተቓረንቲ፡ ክልተ አባይ
    ክልተ ሓሳባት፡ ክልተ ሓይልታት
    ዝደልዮ ንኸይገብር ዝድርቱ ባእታታት

    ነየናዮም...

    ትማሊ ሎሚ ጽባሕ

    ትማሊ ሎሚ ጽባሕ

    ንነፍሰይ ነጊረያ ኢለያ ደውሞ በሊ
    ካብ ሃለኽለኽ የዕርፊ ህድኢ አስተብህሊ
    አብ ሎሚ ኮንኪ ጠምትያ ንዓሚ ንትማሊ

    አየ ሎሚ ክትፍተወካ ክትጥዕም
    ድልድል...
    See More

    2 comments
    Tesfalem Idris ተባረኽ ሓው ኢንጅ.መሓሪ
    March 01, 2012 at 1:38am
    Mehari Fitwi አሜን ኢንጅ. ተስፋኣለም ተባረኽ።
    August 23, 2012 at 8:53am

    ብግዜ ንእስነትካ

    ብግዜ ንእስነትካ

    ንእስነት ዕድል : ንእስነት ዕዳ
    ንእስነት ጉያ : ንእስነት ህንደዳ
    ንእስነት ሃብቲ : ንእስነት ዓቕሚ
    ንእስነት ሓይሊ : ንእስነት ሕልሚ
    ንእስነት...

    ጸሎት ነጨ በረር

    ጸሎት ነጨ በረር

    ካብ አዕጽምተይ ዓጽሚ ዝወሰደት
    ካብ ስጋይ ስጋ ዝወሰደት
    ፍንጫሕ መሰንገለይ ዝኾነት
    ንዓይ ተባሂላ ዝተሰርሐት
    ኣቦይን ኣደይን ሓዲገ ምስኣ ክጠብቕ
    ዝተረፈ ዕድመይ ምስኣ ክስሕቕ
    ኣበይ ኣላ ኣበይየ ዝረኽባ
    ጎይታ በጃኻ ሐብረኒባ::

    ኣዋጅ በሪኽ

    ኣዋጅ በሪኽ

    ከም ዋዛ ዋዛ
    ከም ጸወታ ህጻን ዚመስል ዕሽነት
    ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ ዓንዲረ
    እወ፣ ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ በጺሐ
    ጎየ ዘሊለ፣ መሳቶይ መሲለ
    ቀልበይ...
    See More

    2 comments
    Hanibal Daniel አምላኽ ይባርኽካ አማን ሓወይ ግሩም ሚስጥር ሓዘል ግጥሚ
    January 06, 2012 at 10:56pm
    Mehari Fitwi ጎይታ ይባርኽ፡፡
    February 05, 2012 at 10:30pm
    https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000030
    Aman Elias
    ኣዋጅ በሪኽ

    ኣዋጅ በሪኽ

    ከም ዋዛ ዋዛ
    ከም ጸወታ ህጻን ዚመስል ዕሽነት
    ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ ዓንዲረ
    እወ፣ ጉዕዞ ጀሚረ ክምለስ በጺሐ
    ጎየ ዘሊለ፣ መሳቶይ መሲለ
    ቀልበይ...
    See More

    2 comments
    Hanibal Daniel አምላኽ ይባርኽካ አማን ሓወይ ግሩም ሚስጥር ሓዘል ግጥሚ
    January 06, 2012 at 10:56pm
    Mehari Fitwi ጎይታ ይባርኽ፡፡
    February 05, 2012 at 10:30pm
  • https://www.betezion.com/profile.php?id=00000000160
    Mehari Fitwi
    ንጐይታ ከነዕግቦ

    ንጐይታ ከነዕግቦ

    ንኣምላኸይ ከዕግቦ ብልበይ ወሲነ
    ማለተይ ኮይኑ ካብ ልበይ ሃቂነ
    ብኹሉ መኣዝን ብዙሕ ፈቲነ
    ከምዚ ክብልውን ኣሕሚመ ሓሊነ

    ኣእጋረይ ካብ ከንቱ...