መንፈሳዊ ውህበትካ ምልላይን ምጥቃምን

Posted on 2016-02-13 · 2676 · 229 · 1 · 0

7 resources uploaded

ጳውሎስ ኣብ 2ይ ቆረንጦስ ምዕ12፡1 ተቒሽውዕ ከም ዘሎ ኣመንቲ ብዛዕባ መንፈሳዊ ውህበት ብዘይ ፍልጠት ክንከውን ጽቡቕ ኣይኮነን። ዕላማ እዛ መጽሓፍ እዚኣ እምበኣር ህዝቢ ኣምላኽ ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ዚ ዘለዎ ፍልጠት ከዕቢ ንምሕጋዝን፡ ውህበቱ ኣለልዩ ን መንግስቲ ኣምላኽ በቲ ኣምላኽ ዝሃቦ ጸጋ ዝጎዪ ወለዶ ንምትንሳእን እዩ።

0 comments
Other Book