'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና?

Posted on 2012-03-26 · 1058 · 0 · 0

3 resources uploaded

'ዛ ነፍሰይ አንታይ ኮይና
እቲ ንስኻ ትብሎ ከም ዝኸውን ኣሚና
ዘይትነብር ዓሪፋ ቀሲና

ካብ ቀደም ካሳብ ሎሚ
ዓሚ ይኾን ቅድሚ ዓሚ
ብዘይ ደገፍካ ክትሰግሮ ትሰልሚ

ዘይተሞክሮኣ ዘይለመደቶ
ክነሳስ...ንምንታይ ረሲዓቶ
ኣብቲ ክእለት ናትካ ኣጉዲላ እምንቶ?

0 comments
Other Poem