ተስፋና

Posted on 2012-01-28 · 1015 · 0 · 1

4 resources uploaded

ሽግርን መከራን በዚሑ
መገድና እንተጸበበ፡
ናብራና እንተሓርበተ
ኣይንሕለልን።

ጣዕምን ተድላን መሊኡ
እቶት እንተተሓፍሰ፡
ሽሻይ እንተፈሰሰ
ኣይንህመልን።

ሃገርና ኣብ ሰማያት እዩ!
ንእምንቶ ተስፋና ኣይነነቓንቕን።

1 comments

ኣሜን!! ክብሪ ሓወይ፣ ጎይታ አአዚዙ ይባርኽካ
Other Poem