ጸሎት

Posted on 2012-04-03 · 1171 · 0 · 1

10 resources uploaded

ድሌት ልበይ ከፍልጦ
ሽዑ ንሱ ኽመዝኖ
ነቲ ንሰናይ ዝኮነኒ ክምልሶ
ነቲ ዘይጠቕመኒ ድማ ክጉሕፎ
ቡኡ ኣቢለ
ምኽሩ ኣባይ
ዕላማ ናይ ህይወተይ
ከለልዮ እሞ ክውፈዮ
ሽዑ ንሱ በኣይ ኣነውን በኣኡ
ክንሕጎስ ፡ ክቕንጥብ ፍሬኡ
ናብቲ ኩሉ ኸኣሊ
ክጽሊ ቀጻሊ ብዓቕሊ!

1 comments

ተባረክ ሃውና. አናብባ ብታሚ ደስ ኢሉኒ. ተባረኩ!