የሱስ ተመስገን!

Posted on 2012-03-23 · 1351 · 0 · 0

32 resources uploaded

ኣብ ውድቀተይ ዝዘከርካኒ
ንዓይ ንድኹም ዘፍቀርካኒ
ብስምካ ሕድገት ሓጢኣት ዘለኒ
ብደምካ ዘንጻህካኒ
ብቃልካ ዝቐደስካኒ
ካብ ሞት ዘድሓንካኒ
ህይወት ዝሃብካኒ
ጽድቂ ዘልበስካኒ
ናብ ኣቦ ዝመለስካኒ
የሱስ ናተይ መድሓኒ
ክበር ተመስገን
ኣሜን!!!

0 comments
Other Poem