1. ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ከአ ኣብታ ምድርን ኣብ ደሴታት ባሕርን ግብሪ ኣውደቐ

2. ናይ ሓይሉን ናይ ጅግንነቱን ኵሉ ግብሪ ንጉስ ንማርዶካይ ከመይ ገይሩ ኸም ዘዕበዮ፡ ምሉእ ዛንታ ዕቤቱ ኣብ መጽሓፍ ዛንታ ዘመን ነገስታት ሜዶንን ፋርስን ተጽሒፋዶ ኣየሎን

3. ማርዶካይ እቲ ኣይሁዳዊ ንንጉስ ኣሓሽዊሮስ ካልኣዩ ነበረ እሞ፡ ኣብ ኣይሁድ ክቡር፡ በቶም ብዙሓት ኣሕዋቱ ኸኣ ፍትዊንህዝቡ ጽቡቕ ደለየ፡ ንዅላቶም ዘርኡ ደሓኖም ተዛረበ

Chap 9