መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ ግንቦት-ሰነ 2023

Posted on 2023-04-19 · 705 · 46 · 0 · 0

17 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ ግንቦትን ሰነን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ግንቦት 7 ዘኬዎስ እቲ ተጋዊ...3
ግንቦት 14 ንሓሙሽተ ሽሕ ምምጋብ...7
ግንቦት 21 እቲ ሃብታም ጐበዝ...12
ግንቦት 28 ስርዕት ምኽባር መዓልቲ ሰንበት...17

ሰነ 4 ዘይእሙናት ዓየስቲ ኣታኽልቲ...22
ሰነ 11 የሱስ መገድን ሓቅን ህይወትን...27
ሰነ 18 ተስፋ ምጽኣት እቲ መጸነንዒ...32
ሰነ 25 እቲ ጒንዲ ወይንን ጨናፍሩን...37

0 comments
Other Bible_study