መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ ግንቦት-ሰነ 2024

Posted on 2024-04-23 · 132 · 20 · 0 · 0

17 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ ግንቦትን ሰነን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ግንቦት 5 ጳውሎስ 1ይ ምስዮናዊ ኣገልግሎቱ ይጅምር...3
ግንቦት 12 ጳውሎስ ንኣይሁድ ይሰብከሎም...8
ግንቦት 19 ጳውሎስ ንኣህዛብ ይሰብከሎም...13
ግንቦት 26 ኣስ የሩሳሌም ዝተፈጸመ ዋዕላ...18

ሰነ 2 ቀዳሞት ኣመንቲ ኣብ ኤውሮጳ...23
ሰነ 9 ጳውሎስን እቲ ሓላው እሱራትን...27
ሰነ 16 ጶውሎስ ኣብ ተሰሎንቄን በርያን...32
ሰነ 23 ስብከት ጳውሎስ ኣብ ኣቴና...37
ሰነ 30 ኣገልግሎት ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ...41

0 comments
Other Bible_study