መጽሔት ትምህርቲ ሰንበት፡ መጋቢት-ሚያዝያ 2023

Posted on 2023-02-17 · 553 · 48 · 1 · 1

16 resources uploaded

እዛ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ወርሒ መጋቢትን ሚያዝያን ዝሓዘት ኮይና ሰሙናዊ ትሕዝቶኣ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

መጋቢት 5 ስርዓት ቅዱስ ቁርባን...3
መጋቢት 12 ጻዕሪ ሞት ናይ ጌተሰማኔ...11
መጋቢት 19 የሱስ ኣብ ቅድሚ ሊቀ ኻህናት...18
መጋቢት 26 የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ...25

ሚያዝያ 2 ስቕለት የሱስ...32
ሚያዝያ 9 ትንሳኤ የሱስ...39
ሚያዝያ 16 ኣብ መገዲ ኤማሆስ...46
ሚያዝያ 23 ጴጥሮስን እቲ ዝተንስኤ ጐይታን...52
ሚያዝያ 26 ናይ መወዳእታ ቓላት የሱስ...60

1 comments

ግሩም ዕዮ፣ ተበረኹ
Other Bible_study