Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

hearing


ሮሜ 10:17 | 17 Helpful votes

እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።

Translation | Context
ማቴዎስ 11:15 | 10 Helpful votes

እትሰምዕ እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ

Translation | Context
ገላትያ 3:2 | 8 Helpful votes

ካባኻትኩም እዚ ጥራይ ክፈልጥ እደሊ አሎኹ፥ ብግብሪ ሕጊዶ ወይስ ብምስማዕ እምነት ኢኹም መንፈስ እተቐበልኩም

Translation | Context
ኢሳይያስ 55:11 | 7 Helpful votes

እቲ ኻብ ኣፈይ ዚወጽእ ቃለይ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ፡ ነቲ ኣነ ዝደልዮ ኼስልጥ፡ ኣብቲ ኣነ ዝልእኮ ኬቕንዕ እዩ እምበር፡ ብኸንቱ ናባይ ኣይኪምለስን እዩ።

Translation | Context
እብራውያን 3:7-8 | 6 Helpful votes

ምእንትዚ መንፈስ ቅዱስ ከምዚ ይብልሎሚ ድምጹ እንተ ሰማዕኩምከምቲ ብነድሪ በታ መዓልቲ ፈተና ኣብ በረኻ ዝገበርኩምዎ፡ ልብኹም ኣይተትርሩ

Translation | Context