Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

8 bible verses about

silver


ሆሴዕ 13:2 | 9 Helpful votes

ሕጂ ኸኣ እናወሰኹ ሓጢኣት ይገብሩ አለዉ። ንሳቶም ንርእሶም ከም ምስትውዓሎም ገይሮም ጣኦታትብብሩሮም ፍሱስ ምስልታት፣ ይገብሩ አለዉ፣ ኵሎም ዕዮ ብልሓተኛታት እዮም። ብዛዕባኦም ከኣ፣ እቶም ዚስውኡ ሰባት ነቶም ብተያት ይሳለምዎምይብሉ

Translation | Context
መዝሙር 12:6 | 5 Helpful votes

ቃላት እግዚኣብሄር ጽሩይ ቃላት እዩ፣ ብመምከኽ መርየት ዝጸረየ፣ ሾብዓተ ሳዕ እተዀልዔ ብሩር እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 25:4 | 4 Helpful votes

ንብሩር ካብ ዛዕጉ ኣጽርዮ እሞ፡ ሽዑ ነንጠረኛ ኣቕሓ ይወጸሉ

Translation | Context
ዘሁልቍ 7:49 | 3 Helpful votes

ቊርባኑ ብሲቃል መቕደስ ሚእትን ሰላሳን ሲቃል ዝሚዛኑ ሓደ ጻሕሊ ብሩርሰብዓ ሲቃል ዝሚዛኒ ሓደ ጭሔሎ ብሩርክልቲኡ ንመስዋእቲ ብልዒ ብዘይቲ እተቘምጥዔ ድኹም ሓርጭ ዝመልኤ

Translation | Context
እዝራ 8:26 | 3 Helpful votes

ሹዱሽተ ሚእትን ሓምሳን ታለንት ብሩርኣቓሑ ብሩር ድማ ሚእቲ ታለንትወርቂ ሚእቲ ታለንትዕስራ ጽዋእ ወርቂ ኸኣ ሽሕ ዳሪክ እተመዝነ፡ ክልተ ጭሔሎ ድማ ከም ወርቂ ዝምኽባሩ ኻብ ጽሩይ ዜንጸባርቕ ኣስራዚ እተሰርሔ ኣቓሑ መዚነ ኣብ ኢዶም ሀብክዎም።

Translation | Context
ዘካርያስ 13:9 | 3 Helpful votes

ኣነ ኸኣ ነቶም ሲሶ ናብ ሓዊ ኸእትዎምብሩር ከም ዚዅላዕ ክዅልዖምወርቂ ኸም ዚፍተን ክፍትኖም እየ። ስመይ ክጽውዑ እዮም፣ ኣንውን ክሰምዖም እየ። ህዝበይ እዩ፣ ክብል እየ። ንሱውን፣ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ እዩ፣ ኪብል እዩ።

Translation | Context
ኤርምያስ 6:30 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ወጊድዎም እዩ እሞ፡ ውጉድ ብሩር ይበሀሉ

Translation | Context
እዝራ 6:5 | 2 Helpful votes

እቲ ናይ ቤት ኣምላኽ ኣቓሑ ወርቅን ብሩርን ነቡክነጻር ካብ መቕደስ ዮርሳሌም ወሲዱ ናብ ባቢሎን ዘምጽኦ ኸኣ፡ ኣብ መቕደስ ዮርሳሌም ናብ ቦትኡ ይመለስ፡ ኣብ ቤት ኣምላኽ ድማ ኣንብሮ

Translation | Context