Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

17 bible verses about

idols


ዘጸአት 20:3 | 9 Helpful votes

ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።

Translation | Context
ዘጸአት 20:4 | 7 Helpful votes

ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር

Translation | Context
እብራውያን 13:5 | 6 Helpful votes

ንሱ ባዕሉ፡ ኣይክሐድገካን ዕሽሽውን ከቶ ኣይብለካን እዩ፡ ኢሉ እዩ እሞ፡ ንብረትኩም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፡ በቲ ዘሎኹም ዕገቡ

Translation | Context
መዝሙር 135:15-17 | 6 Helpful votes

ጣኦታት ኣህዛብሲ ብኢድ ሰብ እተገብሩ ብሩርን ወርቅን እዮም። ኣፍ አለዎም፣ ኣይዛረቡንኣዒንቲ አለዎም፣ ኣይርእዩንኣእዛን አለዎም፣ ኣይሰምዑን እዮም። ኣብ ኣፎም ድማ ትንፋስ የልቦን

Translation | Context
ኢሳይያስ 44:9-12 | 6 Helpful votes

እቶም ጣኦታት ዚሰርሑ ዂሎም ከንቱ እዮም፡ እቶም ፍትዋቶም ከኣ ገለ እኳ ኣይጠቕሙንእቶም ምስክሮም ድማ ኣይርእዩን ኣየስተውዕሉን፡ ስለዚ ኺንውሩ እዮም። ገለ እኳ ዘይጠቕሞስ ኣምላኽ ዝሰርሔ፡ ምስሊውን ብፍሲ ዝገበረ መን እዩ፧ እንሆ፡ ኲሎም መተዓይይቱ ኺንውሩ እዮም፡ እቶም ሰራሕቲ ኸኣ ሰብ እዮም። ኲሎም ይተኣከቡን ይቕረቡንኪስምብዱን ሐቢሮም ከኣ ኪንውሩን እዮም። ስራሕ ሓጺን ምሳር ይስርሕ፡ ኣብ ጓህሪ ይገብሮ፡ ብሞደሻ ይቕጥቕጦብሓይሊ ቕልጽሙ ይዐዮ፡ ይጠሚ እሞ ይደክምማይ ኣይሰትን እሞ ይሕለል

Translation | Context
ኢሳይያስ 37:19 | 4 Helpful votes

ንኣማልኽቶም ድማ ናብ ሓዊ ደርብይዎምስራሕ ኢድ ሰብዕጭን እምንን እዮም እምበር፡ ኣማልኽቲ ኣይኰኑን፡ ስለዚ ኣጥፍእዎም

Translation | Context
ኢሳይያስ 30:22 | 4 Helpful votes

ነቲ ናይ ቅርጺ ምስልታትካ ተለቢጥዎ ዘሎ ብሩርን፡ ነቲ ናይ ፍሲ ምስልታትካ ተጠሊቕዎ ዘሎ ወርቅን ከተርክሶን ከም ርኹስ ነገር ክትጒሕፎን፡ ወጊድ ካብዚ ውጻእክትብሎን ኢኻ።

Translation | Context
ኣንባቆም 2:18 | 4 Helpful votes

እቲ ቐራጺኡ ዚቐርጾ ቕሩጽ ምስልስ እንታይ ይጠቅም፧ እቲ ዓያዪ ዓባስ ጣኦታት ገይሩ ብዕዮኡ ዚእመንከ እቲ ፍሱስ ምስልን መምህር ሓሶትን እንታይ ይጠቅም፧

Translation | Context
ዮናስ 2:8 | 3 Helpful votes

ነፍሰይ ኣብ ውሽጠይ ምስ ኣሕለለወትንእግዚኣብሄር ዘከርክዎጸሎተይ ናባኻ፡ ናብቲ ቅዱስ መቕደስካ ኣተወ

Translation | Context
ዘሌዋውያን 26:1 | 3 Helpful votes

ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ እሞ፡ ንኣኻትኩም ጣኦታት ኣይትግበሩ። እተወቕረ ምስሊ ወይ ሓወልቲ ድማ ኣይተቑሙ፡ ወይ እተሳእለ እምኒ ኽትሰግዱሉ ኢልኩም ኣብ ምድርኹም ኣይትግበሩ

Translation | Context
ሮሜ 1:21-23 | 2 Helpful votes

ግናኸ ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ስለ ዘየኽበርዎን ዘየመስገንዎን ብሓሳቦም ከንቱ ዀኑ፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦምውን ጸልመተለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ

Translation | Context
መዝሙር 115:4-8 | 2 Helpful votes

ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ። ኣፍ አለዎም፣ ኣይዛረቡንኣዒንቲ አለዎም፣ ኣይርእዩንእዝኒ አለዎም፣ ኣይሰምዑንኣፍንጫ አለዎም፣ ኣየጨንዉንኢድ አለዎም፣ ኣይድህስሱንእግሪ አለዎም፣ ኣይከዱንብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን። እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣ ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም።

Translation | Context
ቈሎሴ 2:8 | 2 Helpful votes

ከም ናይ ክርስቶስ ዘይኰነስ፡ ብልማድ ሰብከም ምህሮ ቝልዕነት እዛ ዓለም እዚኣ፡ ብጥበብ ዓለምን ብኸንቱ ምጥባርን ሓደ እኳ ኸይማርኸኩምሲተጠንቀቑ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 19:25 | 2 Helpful votes

ነዚኣቶምን ነቶም ብዕዮኦም ዚሐብርዎምን ኣኪቡ ኸኣ፡ ከምዚ በሎም፡ ኣቱም ሰባትጥቕምና ኻብዚ ስራሕዚ ምዃኑ ትፈልጡ አሎኹም።

Translation | Context
1ይ ነገስት 18:25-29 | 2 Helpful votes

ኤልያስ ድማ ነቶም ነብያት በዓልንስኻትኩም ትበዝሑ እሞቅድም ሓደ ዝራብዕ ሐሪኹም ኣሰናድዉ፡ ብስም ኣምላኽኩም ከኣ ተማህለሉሓዊ ግና ኣይትእጐዱሉ፡ በሎም። ንሳቶም ድማ ነቲ ዝሀብዎም ዝራብዕ ወሰዱኣሰናድዮም ከኣ፡ ዎ በዓልምላሽ ሀበና፡ እናበሉ ኻብ ብጊሓት ጀሚሮም ክሳዕ ፍርቂ መዓልቲ ብስም በዓል ተማህለሉ። ግናኸ ድምጺ ኣይነበረንዚመልስውን ኣይነበረን። ነቲ ዝሰርሕዎ መሰውኢ ድማ እናሰረሩ ይዞርዎ ነበሩ። ፍርቂ መዓልቲ ምስ ኰነ ኸኣኤልያስንሱ ኣምላኽ እዩ እሞይሐስብ ከይህሉወይስ ኣግሊሱ ወይ ገሹ ኸይከውንምናልባሽ ከኣ ደቂሱ ኸይህሉምእንቲ ኺበራበርሲዓው ኢልኩም ደኣ ጨድሩኢሉ ኣላገጸሎምዓው ኢሎም ድማ ጨደሩ፡ ከምቲ ስርዓቶም ከኣ ኣብ ልዕሊኦም ደም ክሳዕ ዚፈስስንኣካላቶም በስፍያፍን ብዂናውትን ተፍተፍዎኰነ ድማ፡ ፍርቂ መዓልቲ ምስ ሐለፈ፡ ክሳዕ እታ መስዋእቲ ብልዒ ዚስውኣላ ጊዜ ይንበዩ ነበሩ፡ ግናኸ ድምጺ ኣይነበረንዚመልስውን ኣይነበረንዜቕልብ ድማ ኣይነበረን

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 5:21 | 2 Helpful votes

ኣቱም ደቀየ፡ ካብ ጣኦታት ተሐለዉ

Translation | Context
ህዝቅኤል 20:32 | 2 Helpful votes

ንሕና፣ ከምቶም ህዝብታትን ኦኣሌታት ሃገራትንንዕጭን እምንን ከነምልኽኢልኩም ኣብ ሓሳብኩም ጠብላህ ዚብለኩም ከቶ ኣይኪኸውንን እዩ።

Translation | Context