Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

6 bible verses about

foxes


መሃልየ መሃልይ 2:15 | 33 Helpful votes

ኣታኽልቲ ወይንና ዐምቢቡ እዩ እሞ፡ ነታኽልቲ ወይኒ ዜበላሽዋ ወኻሩ፡ ነተን ኰራኲር ወኻሩ ኣጻዊድኩም ሐዙልና

Translation | Context
ሉቃስ 9:58 | 16 Helpful votes

የሱስ ከኣ፥ ንወኻሩ ጕድጓድነዕዋፍ ሰማይውን መሕደሪ ኣለወን፡ ንወዲ ሰብ ግና ርእሱ ዜጽግዓላ ስፍራ የብሉንበሎ

Translation | Context
ማቴዎስ 8:20 | 14 Helpful votes

የሱስ ድማ፡ ንወኻሩ ጕድጓድ ኣለወን ነዕዋፍ ሰማይ ድማ ዜጽልላሉንወዲ ሰብ ግና ርእሱ ዜጸግዓሉ እኳ የብሉን፡ በሎ

Translation | Context
ሉቃስ 13:32 | 10 Helpful votes

ንሱ ኸኣ በሎም፥ ኬድኩም ነዛ ወኻርያእንሆሎምን ጽባሕን ኣጋንንቲ ኤውጽእ ኤሕዊ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ እውድእ አሎኹ።

Translation | Context
ነህምያ 4:3 | 10 Helpful votes

ጦብያ እቶ ኣሞናዊ ድማ ኣብ ጥቕኡ ነበረ፡ ንሱ ኸኣ፡ እንተ ዚሰርሕዎ እኳእቲ በእማን ዝነደቕዎ መካበብያ ሓንቲ ወኻርያ እንተ ደየበቶኪፈርስ እዩበለ

Translation | Context
መሳፍንቲ 15:4 | 8 Helpful votes

ሲምሶን ድማ ከይዱ ሰለስተ ሚእቲ ወኻርያ ሐዘፋናታት ወሲዱ ኸኣ፡ ጭራ ምስ ጭራ ኣቋራንዩ ኣብ ማእከል ኣብ መንጎ ኽልተ ጭራ ሓደ ፋና ገበረ

Translation | Context