Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

9 bible verses about

wormwood


ራእይ 8:10-11 | 9 Helpful votes

እቲ ሳልሳይ መልኣኽ ከኣ መለኸት ነፍሔዓብዪ ኰዀብ ከም መብራህቲ እናነደደ ኻብ ሰማይ ወደቐኣብ ሲሶ ርባታትን ዓይኒ ማያትን ከኣ ወደቐስም እቲ ኰዀብ ድማ ምረት እዩ ዚብሀልሲሶ እቲ ማያት ከኣ መረረመሪር ብምዃኑውን ብሰሪ እቲ ማይ ብዙሓት ሰብ ሞቱ

Translation | Context
ምሳሌ 5:3-5 | 5 Helpful votes

ከናፍር ኣመንዝራ ሰበይትስ መዓር ወለላ የንጠብጥብኣፋ ኸኣ ካብ ዘይቲ ይልስልስመወዳእታኣ ግና ከም ዕረ መሪርክልተ ኣፍ ከም ዘለዎ ሴፍ ከኣ በሊሕ እዩ። ኣእጋራ ናብ ሞት ይወርዳስጕምታ ናብ ሲኦል ይበጽሕ

Translation | Context
ራእይ 8:11 | 4 Helpful votes

ስም እቲ ኰዀብ ድማ ምረት እዩ ዚብሀልሲሶ እቲ ማያት ከኣ መረረመሪር ብምዃኑውን ብሰሪ እቲ ማይ ብዙሓት ሰብ ሞቱ

Translation | Context
ድጒዓ 3:19 | 3 Helpful votes

ሽጋረይን ኰብለል ምባለይን፡ እቲ ዕረን መርዝን ዘክር

Translation | Context
ምሳሌ 5:4 | 2 Helpful votes

መወዳእታኣ ግና ከም ዕረ መሪርክልተ ኣፍ ከም ዘለዎ ሴፍ ከኣ በሊሕ እዩ።

Translation | Context
ኤርምያስ 9:15 | 2 Helpful votes

ስለዚ እግዚኣብሄር፡ ጐይታ ሰራዊት ኣምላኽ እስራኤል፡ ከምዚ ይብል አሎ፡ እንሆ፡ ኣነ ነዚ ህዝቢ እዚ መሪር ከብልዖማይ ስሚ ኸኣ ከስትዮ እየ፡

Translation | Context
ራእይ 8:10 | 2 Helpful votes

እቲ ሳልሳይ መልኣኽ ከኣ መለኸት ነፍሔዓብዪ ኰዀብ ከም መብራህቲ እናነደደ ኻብ ሰማይ ወደቐኣብ ሲሶ ርባታትን ዓይኒ ማያትን ከኣ ወደቐ

Translation | Context
ኤርምያስ 23:15 | 2 Helpful votes

ስለዚ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ብዛዕባ እቶም ነብያት፡ ካብቶም ነብያት የሩሳሌም ረሲእነት ኣብ ኲላ እታ ሃገር ተዘርጊሑ እዩ እሞ፡ እንሆዕረ ኸብልዖም፡ ማይ ስሚ ኸኣ ከስትዮም እየ፡ ይብል አሎ።

Translation | Context
2ይ ጢሞቴዎስ 3:1 | 2 Helpful votes

ኣብተን ዳሕሮት መዓልታት ግና ክፉእ ዘመን ከም ዚመጽእ፡ እዚ ፍለጥ

Translation | Context