Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

willow


ዘሌዋውያን 23:40 | 16 Helpful votes

በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ዝበለጸ ፍረ ኦም፡ ጨናፍር ስየን ጨናፍር ደስዳስ ኣእዋምንዕቦል ርባ ከኣ ውሰዱ፡ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ድማ ሾብዓተ መዓልቲ ተሐጐሱ

Translation | Context
ህዝቅኤል 17:4-6 | 16 Helpful votes

ነቲ ርእሲ ጨንፈራ ሰልዖ፣ ናብ ሃገር ነግዲ ወሰዶ፣ ኣብ ከተማ ነጋዶ ኸኣ ኣንበሮ። ካብታ ሃገር ድማ ጫለዳ ወሰደ፣ ኣብ ፍርያም ግራት ከኣ ተኸላ፣ ኣብ ጥቓ ብዙሕ ማይ ድማ ከም ዕቦል ገይሩ ስፍራ ኣትሐዛ። ንሳ ዐበየትጨንፍራ ናብኡ ዘበለ፣ ሱራ ኸኣ ኣብ ትሕቲኡ ዝዀነ ሰፊሕ ዝሓረጋ፣ ሓጺር ዝጕንዳ ኦም ወይኒ ዀነት። በዚ ኸምዚ ጨንፈር እትጭንፍርንጠጥዒ እትጥጥዕን ኦም ወይኒ ዀነት።

Translation | Context
መዝሙር 137:1-9 | 14 Helpful votes

ኣብ ጥቓ ርባታት ባቢሎን ተቐመጥናንጽዮን ምስ ዘከርና በኼናመሰንቆታትና ኣብቲ ኣብኣ ዘሎ ዕቦላት ሰቐልና። እቶም ዝማረኹና ናይ መዝሙር ቃላት ካባና ደለዩ፣ እቶም ሰቀይትናውን፣ ሓደ መዝሙር ጽዮን ዘምሩልና፣ እናበሉ ኽንሕጐስ ለመኑና። ከመይ ጌርና እሞ መዝሙር እግዚኣብሄር ኣብ ምድሪ ጓና ኽንዝምርየሩሳሌመየ፣ እንተ ረሲዔክስየማነይቲ ኢደይ ትረስዓኒ። እንተ ዘይዘኪረኪንየሩሳሌም ከኣ ሓለፋ ዅሉ ሓጐሰይ እንተ ዘይገይረያስመልሓሰይ ኣብ ትንሓገይ ትጣበቕ። ዎ እግዚኣብሄር፣ ነቶም፣ ኣፍርሱ፣ ክሳዕ መሰረታ ኣፍርስዋዝበሉ ደቂ ኤዶም ብመዓልቲ የሩሳሌም ዘክሮም። ኣቲ ኽትዐንዊ ዘሎኪ ጓል ባቢሎን፣ ሕነ እቲ ዝገበርክና ዚፈድየኪ ምስጉን እዩ። ንሕጻናትኪ ሒዙ ኣብ ከውሒ ዚጭፍልቖም ምስጉን እዩ።

Translation | Context