Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

stupidity


ሮሜ 1:22 | 23 Helpful votes

ለባማት ኢና እናበሉ ዐሸዉ እሞንኽብሪ እቲ ዘይሐልፍ ኣምላኽ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳን ለመም ዚብልን ንዚመስል ለወጥዎ

Translation | Context
ምሳሌ 14:16-18 | 16 Helpful votes

ጠቢብ ይፈርህ ካብ እከይ ድማ ይርሕቕዓሻ ግና ደፋርን ኣማኒ ርእሱን እዩኰራዪ ሰብ ዕሽነት ይገብርተንኰለኛ ኸኣ ይጽላእእቶም ደናቝርቲ ዕሽነት ይርስተዩለባማት ግና ፍልጠት ዘውዶም እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 12:1 | 14 Helpful votes

ተግሳጽ ዚፈቱ ፍልጠት ይፈቱመቕጻዕቲ ዚጸልእ ግና ዓሻ እዩ።

Translation | Context
መዝሙር 14:1 | 14 Helpful votes

ዓሻስ ብልቡኣምላኽ የልቦን፣ ይብልብልሽዋት እዮም፣ ፍንፉን ግብሪ ገበሩ፣ ሓደ እኳ ሰናይ ዚገብር የልቦን።

Translation | Context
ምሳሌ 14:7-9 | 13 Helpful votes

ካብ ዓሻ ርሐቕ፡ ኣብኡ ኸናፍር ፍልጠት ኣይትርረክብን ኢኻ። ጥበብ እቲ ለባምሲ መገዱ ምፍላጥ እዩ፡ ዕሽነት እቶም ዓያሱ ግና ጥበራ እዩ። እቶም ዓያሱ ብሓጢኣት ይዋዘዩኣብ ማእከል እቶም ቅኑዓት ግና ጽቡቕ ፍቓድ አሎ

Translation | Context