Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

solomon


2ይ ዜና መዋእል 9:23 | 3 Helpful votes

ኲሎም ነገስታት ምድሪ ድማ ነቲ ኣምላኽ ኣብ ልቡ ዝሀቦ ጥበብ ምእንቲ ኺሰምዕዎኣብ ቅድሚ ሰሎሞን ኪመጹ ይደልዮ ነበሩ።

Translation | Context
2ይ ሳሙኤል 12:24 | 2 Helpful votes

ዳዊት ድማ ንሰበይቱ ባትሴባ እጸናንዓ፡ ናብኣ አትዩ ኸኣ ምስአ ደቀሰወዲ ድማ ወለደትሉስሙ ኸኣ ሰሎሞን ኢሉ ሰመዮእግዚኣብሄር ድማ ፈተዎ

Translation | Context
2ይ ዜና መዋእል 9:24 | 2 Helpful votes

ንሳቶም ከኣ ነፍሲ ወከፎም ገጸ በረኸቱ፡ ኣቓሑ ብሩርን ኣቓሑ ወርቅን ክዳውንትን ኣጽዋርን ቀመማትን ኣፍራስን ኣባቕልን ዓመት ንዓመት የምጽኡ ነበሩ

Translation | Context