Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

12 bible verses about

signs


ማቴዎስ 16:4 | 10 Helpful votes

ክፉእን ዘማውን ወለዶ ትእምርቲ ይደሊ፡ ብዘይ ትእምርቲ ነብዪ ዮናስ ድማ ካልእ ትእምርቲ ኣይወሀቦን። ሐዲግዋም ከኣ ኸደ

Translation | Context
ሉቃስ 21:25-27 | 8 Helpful votes

ኣብ ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ ትእምርቲ ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪውን ጸበባ ኣህዛብ ኪኸውን፡ ብደሃይ ባሕርን ማዕበልን ከኣ ዚገብርዎ ኺጠፍኦም እዩ። ሕያሊ ሰማያት ኬንቀጥቅጥ እዩ እሞ፡ ብፍርሃትን ኣብ ዓለም ብዚመጽእ ምጽባይን ነፍሲ ሰብ ክትወጽእ እያ። ሽዑ ንወዲ ሰብ፡ ምስ ብዙሕ ሓይልን ግርማን ብደበና ሰማይ ኪመጽእ ከሎ፡ ኪርእይዎ እዮም።

Translation | Context
ዮሃንስ 4:48 | 7 Helpful votes

ሽዑ የሱስ፡ ትእምርትን ተኣምራትን እንተ ዘርኤኹምኣይትኣምኑን ኢኹም፡ በሎ

Translation | Context
ማቴዎስ 16:3 | 6 Helpful votes

ምስ ውግሔ፡ እቲ እተደበነወ ሰማይ ይቕይሕ አሎ እሞ፡ ሎሚ ዝናብ ኪዘንም እዩ፡ ትብሉ። ገጽ ሰማይ ምፍላጥ ትፈልጡ ትእምርቲ ዘመናትከ ኽትፈልዩዶ ኣይኰነልኩምን፧

Translation | Context
ማርቆስ 13:4 | 6 Helpful votes

እስኪ ንገረናእዚ መኣዝ ኪኸውን እዩ፧ እዚ ዅሉ መኣዝ ከም ዚፍጸምሲትእምርቱ እንታይ እዩ፧ ኢሎም ሐተትዎ።

Translation | Context
1ይ ነገስት 13:3-5 | 5 Helpful votes

በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ከምዚ ኢሉ ምልክት ሀበ፡ እቲ እግዚኣብሄር እተዛረቦ ምልክት እዚ እዩ፡ እንሆ እቲ መሰውኢ ኺነቅዕ እዩ፡ እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዘሎ ሓመዂስቲ ኸኣ ፋሕ ኪብል እዩ። ኰነ ድማ፡ እቲ ንጉስ እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ቤት-ኤል ዘሎ መሰውኢ ዝጨደሮ ነገር ምስ ሰምዔየሮብዓም ካብቲ መሰውኢ ኢዱ ዘርጊሑሓዝዎ፡ በለ። እታ ዝዘርግሓሉ ኢዱ ግና ነቐጸት እሞ ናብኡ ኺመልሳ ኣይከአለን። ከምቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ ብቓል እግዚኣብሄር ዝሀቦ ምልክት ድማ፡ እቲ መሰውኢ ነቕዔ፡ እቲ ሓሙዂስቲውን ፋሕ በለ።

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:14 | 4 Helpful votes

ኣምላኽ ድማ፥ ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዚፈልዩ ብርሃናት ኣብ ጠፈር ሰማይ ይኹንንዘበናትን ንመዓልታትን ዓመታትን ከኣ ንመፈለጥታ ይኹን

Translation | Context
ማቴዎስ 12:38 | 4 Helpful votes

ሽዑ ሓያሎ ኻብ ጻሓፍትን ፈሪሳውያንንመምህር፡ ካባኻ ትእምርቲ ኽንርኢ ንደሊ አሎና ኢሎም መለሱ

Translation | Context
ዘጸአት 4:1-9 | 4 Helpful votes

ሙሴ ድማ፡ እንሆ፡ ንሳቶም፤ እግዚኣብሄር ኣይተራእየካንኪብሉኒ እዮም እሞ፡ ኣይኣምኑንን፡ ቃለይውን ኣይሰምዑን እዮም፡ ኢሉ መለሰእግዚኣብሄር ድማ፤ እዛ ኣብ ኢድካ ዘላ እንታይ እያ፧ በሎ። ንሱ ኸኣ፤ በትሪበለ። ንሱ ድማ፤ ናብ ምድሪ ደርብያበለ። ናብ ምድሪ ደርበያተመን ከኣ ኰነትሙሴ ድማ ካብ ቅድሚኡ ሀደመእግዚኣብሄር ከኣ ንሙሴኢድካ ዘርግሕ እሞ፡ ብዓለሊኡ ሐዞበሎኢዱ ዘርጊሑውን ሐዞ፡ ኣብ ኢዱ ኸኣ በትሪ ዀነ። እዚ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታቶምኣምላኽ ኣብርሃምኣምላኽ ይስሃቅኣምላኽ ያእቆብ ከም እተራእየካ፡ ምእንቲ ኺኣምኑ እዩ። እግዚኣብሄር ድማ ወሲኹኢድካ ናብ ትሽትሽካ ኣእቱበሎ። ናብ ትሽትሹ ኸኣ ኣእተዋ። ምስ ኣውጽኣ ድማ፡ እንሃ፡ ኢዱ ብለምጺ ኸም በረድ ጻዕድያ ነበረት። ኢድካ ናብ ትሽትሽካ ኣእቱ፡ ከኣ በለኢዱ ናብ ትሽትሹ ኣእተወ። ካብ ትሽትሹ ምስ ኣውጽኣ ድማ፡ እንሃ፡ መሊሳ ኸምቲ ኻልእ ስጋኡ ዀነት። ኪኸውን ድማ እዩ፡ እንተ ዘይአመኑኻንቓል እቲ ቐዳማይ ትእምርቲ እንተ ዘይሰምዑንቓል እቲ ዳሕራይ ትእምርቲ ኺአምኑ እዮም። ኪኸውን ከኣ እዩ፡ ነዚ ኽልተ ትእምርቲ እዚ እንተ ዘይአመኑንቓልካውን እንተ ዘይሰምዑ፡ ካብቲ ርባ ማይ ውሰድ እሞ፡ ናብቲ ንቑጽ ክዐዎ። እቲ ኻብ ርባ ዝወሰድካዮ ማይ ከኣ ኣብቲ ንቑጽ ምድሪ ደም ኪኸውን እዩ።

Translation | Context
ዮሃንስ 2:11 | 4 Helpful votes

የሱስ ነዚ መጀመርያ ተኣምራቱ እዚ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ገበሮክብረቱ ኸኣ ገለጸ፡ ደቀ መዛሙርቱውን ብእኡ አመኑ።

Translation | Context
ኤርምያስ 10:2 | 4 Helpful votes

እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል አሎ፡ ብመገዲ ኣህዛብ ምኻድ ኣይትልመዱብትእምርትታት ሰማይውንኣህዛብ ይፈርህዎም እዮም ኢልኩም፡ ኣይትፍርሁ

Translation | Context
1ይ ቈረንቶስ 14:22 | 4 Helpful votes

ስለዚ ቛንቋታት ነቶም ዘይኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዚአምኑ ኣይኰነንትንቢት ግና ነቶም ዚአምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዘይኣምኑ ኣይኰነን

Translation | Context