Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

1 bible verses about

robbery


ህዝቅኤል 33:14-19 | 3 Helpful votes

ነቲ ረሲእ ድማ፣ ብርግጽ ሞት ክትመውት ኢኻ፣ እንተ በልክዎ፣ ንሱ ኸኣ ካብ ሃጢኣቱ እንተ ተመልሰፍርድን ጽድቅንውን እንተ ገበረረሲእስ ታሕዚ እንተ መለሰዝዘመቶ እንተ ኸሐሰ፣ ግፍዒ ኸይገበረ ብሕጋጋት ህይወት እንተ ተመላለሰ፣ ንሱ ርግጽ ብህይወት ሚነብር፣ ኣይኪመውትን ከኣ እዩ። እቲ ዝገበሮ ዘበል ዅሉ ሓጢኣቱ ኣይኪዝከረሉንፍርድን ጽድቅን ገይሩ እዩ እሞ፣ ርድጽ ብህይወት ኪነብር እዩ። ደቂ ህዝብኻ ኸኣ፣ መገዲ እግዚኣብሄር ቅኑዕ ኣይኰነን፣ ይብሉ አለዉ። ግናኸ ኣይቅኑዕሲ መገዲ ርእሶም ደኣ እዩ። ጻድቕ ካብ ጽድቁ እንተ ተመልሰዓመጻ ኸኣ እንተ ገበረ ብሰራ ኺመውት እዩ። ረሲእውን ካብ ረሲእነቱ እንተ ተመልሰፍርድን ጽድቅን ድማ እንተ ገበረ፣ ሳላኤን ብህይወት ሚነብር እዩ።

Translation | Context