Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

recycling


ዮሃንስ 6:12 | 47 Helpful votes

ምስ ጸገቡ ድማ፡ ንደቀ መዛሙርቱዝተረፈ ቘረርስሓንቲ እኳ ኸይትጠፍእኣክብዎበሎም

Translation | Context
ዘሁልቍ 35:33 | 35 Helpful votes

ደም፡ ንሱ ነታ ሃገር የርክሳ እዩ እሞ፡ ነታ ዘሎኹምዋ ሃገር ኣይተርክስዋ። እታ ሃገር ድማ ብዛዕባ እቲ እተኻዕዋ ደም ብጀካ ደም እቲ ደም ዝኸዐወ ኣይትዕረቕን እያ።

Translation | Context
ኤርምያስ 18:1-6 | 11 Helpful votes

እቲ ኻብ እግዚኣብሄር ናብ ኤርምያስ ዝመጸ ቓልተንስእ እሞ ናብ ቤት ሰራሕ መሬት ውረድ፡ ኣብኡ ኸኣ ቃለይ ከስምዓካ እየ፡ ዚብል እዩ። ሽዑ ናብ ቤት ሰራሕ መሬት ወረድኩእንሆ፡ ንሱ ብመዘወር ስራሑ ኺሰርሕ ጸንሔ። እቲ ብመሬት ዝሰርሖ ኣቕሓ ኣብ ኢድ እቲ ሰርሕ መሬት ምስ ተጸየቐ፡ ከም ብሓድሽ እቲ ሰራሕ መሬት ከምቲ ጽቡቕ ኰይኑ እተራእዮ ገይሩ ኻልእ ኣቕሓ ሰርሖ። ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ናባይ መጸ፡ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ ኣነኸ ንኣኻትኩምዶ ኸምቲ ሰራሕ መሬት ዝገበሮ ኽገብረኩም ኣይከኣለንን እዩ፧ ኣቱም ቤት እስራኤል፡ እንሆ፡ ከምቲ መሬት ኣብ ኢድ እቲ ሰራሕ መሬት ዘሎ፡ ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ኣብ ኢደይ ኢኹም፡ ይብል እግዚኣብሄር

Translation | Context