Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

5 bible verses about

owls


ኢሳይያስ 34:11 | 40 Helpful votes

ኣባጉምባሕን ቅንፍዝን ናቶም ይገብርዋ፡ ጒንጓን ኳዂን ይነብርዋናይ ምብራስ ገመድ መስፈርን ናይ ምብዳም ሚዛን መለክዕን ይዝርግሓላ

Translation | Context
መዝሙር 102:6 | 26 Helpful votes

ኣባ ጉምባሕ በረኻ መሰልኩ፣ ከም ጉንጓ ዑናታት ኰንኩ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 11:17 | 11 Helpful votes

ንእሽቶ ጒንጓን ሓሓትን ዓባይ ጒንጓን

Translation | Context
ኢሳይያስ 34:15 | 11 Helpful votes

ተመን ኣብኣ ቤቱ ይገብር፡ እንቋቚሖኡ ድማ የውድቕኣንቊሑ ንወለልዱ ኣብ ጽላሉ ይእክቦም፡ ኣብኣውን ኣሞራታት ተኣኪቦም ንሓድሕዶም ይራኸቡ

Translation | Context
ኢሳይያስ 34:14 | 10 Helpful votes

ኣራዊት በረኻን ኣኽላባት መሮርን ኣብኣ ይራኸቡ፡ ኣጋንንቲ ኸኣ ይጻዋውዑዛር ለይቲ ድማ ኣብኣ ይነብር፡ ቦታ ዕረፍቲውን ይረኽበላ።

Translation | Context