Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

13 bible verses about

longevity


መዝሙር 91:16 | 7 Helpful votes

ነዊሕ ዕድመ ኸጽግቦምድሓነይውን ከርእዮ እየ።

Translation | Context
ምሳሌ 9:11 | 6 Helpful votes

ዕለታትካ ብኣይ እየን ዚበዝሓዓመታት ዕድሜኻውን ኪውሰኻልካ እየን እሞ፡

Translation | Context
ዘፍጥረት 6:3 | 5 Helpful votes

እግዚኣብሄር ከኣ፥ ንሱ ስጋ ድማ እዩ፡ መንፈሰይ ንሓዋሩ ምስ ሰብ ኣይጻረርን፡ ስለዚ ዘበኑ ሚእትን ዕስራን ዓመት ይኹን፡ በለ

Translation | Context
ምሳሌ 3:16 | 4 Helpful votes

ኣብ የማና ነዊሕ ዕድመኣብ ጸጋማ ኸኣ ሃብትን ክብረትን ኣለዋ።

Translation | Context
መዝሙር 90:10 | 4 Helpful votes

መዓልትታት ዓመታትና ሰብዓ ዓመት፣ እንተ በዝሔ ኸኣ ሰማንያ ዓመት እዩ፣ ቀልጢፉ ይሐልፍነፊርናውን ንኸይድ ኢና እሞ፣ ክብረቱ ጻዕርን መከራን እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 10:27 | 3 Helpful votes

ንእግዚኣብሄር ምፍራህ ዕድመ የንውሕዓማታት ረሲእ ግና ኺሐጽራ እየን።

Translation | Context
ኢሳይያስ 65:20 | 3 Helpful votes

ሚእቲ ዓመት ገይሩ ዚመውት ብንእስነቱ ይመውት፡ ሓጢኣተኛ ኸኣ ሚእቲ ዓመት ምስ ገበረ እዩ ዚርገም እሞ፡ ድሕርዚ ሓጺር ዝዕምሩ ሕጻንን ዕድሚኡ ዝየብጽሔ ኣረጊትን ኣይኪርከብን እዩ።

Translation | Context
ምሳሌ 3:2 | 3 Helpful votes

ወደየምንዋሕ መዓልትታትን ዓመታት ህይወትን ሰላምን ኪውሰኸልካ እዩ እሞ፡ ንሕገይ ኣይትረስዓዮልብኻውን ንትእዛዛተይ ይሐልወን

Translation | Context
ዘጸአት 20:12 | 2 Helpful votes

ኣብቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ ዕድሜኻ ምእንቲ ኺነውሕሲኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር

Translation | Context
1ይ ጴጥሮስ 3:10 | 2 Helpful votes

ኣዒንቲ እግዚኣብሄርሲ ናብ ጻድቃን እየን ዚርእያ፡ ኣእዛኑውን ናብ ጸሎቶም እየን፡ ገጽ እግዚኣብሄር ግና ነቶም ገበርቲ እከይ ይጻረሮም እዩ እሞ፡ እቲ ህይወት ኪፈቱ ጽቡቓት መዓልትታት ከኣ ኪርኢ ዚደሊልሳኑ ኻብ ክፉእከናፍሩውን ተንኰል ከይዛረባ ይኸልክል። ካብ እከይ ይዝበል ሰናይ ከኣ ይግበርንሰላም ይድለያ ይስዐባውን

Translation | Context
መዝሙር 21:4 | 2 Helpful votes

ህይወት ለመነካምንዋሕ ዕድመ ንሓዋሩ ንዘለአለም ሀብካዮ

Translation | Context
መዝሙር 34:11-13 | 2 Helpful votes

ደቀየፍርሃት እግዚኣብሄር ክምህረኩምሲንዑ ስምዑኒህይወት ዚፈቱጽቡቕ መዓልትታት ኪርኢ ዚደሊ ሰብ መን አሎ፧ መልሓስካ ኻብ እከይከናፍርካውን ካብ ምዝራብ ጥልመት ሐሉ

Translation | Context
1ይ ጢሞቴዎስ 4:8 | 2 Helpful votes

እቲ ስጋዊ ምልማድ ንቕሩብ ነገር እዩ ዚጠቅምኣምልኾ ግና ንዅሉ ይጠቅም፡ ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወት እዚኣን ነታ እትመጽእን ከኣ ተስፋ አለዎ።

Translation | Context