Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

18 bible verses about

genocide


1ይ ሳሙኤል 15:2-3 | 10 Helpful votes

እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል አሎ፡ ንእስራኤል፡ ካብ ግብጺ ኺድይብ ከሎ፡ እቲ ኣማሌቅ ኣብ መገዲ ጸኒሑ ዝገበሮ ዘኪረዮ አሎኹ። ሕጂ ኺድ እሞ ንኣማሌቅ ተዋግኣዮ፡ ዘለዎ ዘበለ ዅሉ ድማ ፈጺምካ ኣጥፍኣዮኣይትንሓፎ፡ ግናኸ ካብ ሰብኣይ ክሳዕ ሰበይቲ፡ ካብ ቈልዓ ኽሳዕ ሕጻን፡ ካብ ብዕራይ ክሳዕ በጊዕ፡ ካብ ገመል ክሳዕ ኣድጊ ቕተል

Translation | Context
እያሱ 6:21 | 7 Helpful votes

ኣብታ ኸተማ ዝነበረ ዘበለ ኸኣ ኣጥፍእዎ። ካብ ሰብኣይ ክሳዕ ሰበይቲ፡ ካብ ቈልዓ ክሳዕ ኣረጊት፡ ክሳዕ ብዕራይን በጊዕን ኣድግን ብስሕለት ሴፍ ኣጥፍእዎም።

Translation | Context
ዘዳግም 2:34 | 7 Helpful votes

በታ ጊዜ እቲኣ ድማ ኲለን ከተማታቱ ወሰድናኲለን ከተማታት ምስናይ ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ሓደ እኳ ኸየትረፍን ፈጺምና ኣጥፋእናዮም

Translation | Context
ሆሴዕ 13:16 | 6 Helpful votes

ሰማርያ ኻብ ኣምላኽ ኽዲዓ እያ እሞ፣ ብበደላ ትቕጻዕ፣ ብሰይፊ ይወድቁሕጻናቶም ይጭፍለቑ፣ ጥኑሳት ኣንስቶም ከኣ ይቕደዳ

Translation | Context
ዘዳግም 3:4-6 | 6 Helpful votes

በታ ጊዜ እቲኣ ዂላ ምድሪ ኣርጎብመንግስቲ ዖግ ኣብ ባሳን፡ ስሳ ኸተማኲለን ከተማታቱ ሐዝና፡ ካባታቶም ዘይሐዝናያ ኸተማ ኣይነበረትን። ኲለን እዘን ከተማታት እዚኤን፡ ብጀካ እተን ዘይተዐርዳ ብዙሓት ከተማታትብነዊሕ መካበብያ እተዐርዳብመዓጹን ብመሸጐርን ዝጸንዓ እየን። ከምቲ ንሲሆን ንጉስ ሔስቦን፡ ዝገበርናዮ ድማ፡ ፈጺምና ኣጥፋእናዮምንዂለን ከተማታት ምስ ሰብኡትን ኣንስትን ቈልዑን ፈጺምና ኣጥፋእናዮም

Translation | Context
እያሱ 10:40 | 6 Helpful votes

በዚ ኸምዚ እያሱ ንዅላ እታ ምድሪ ኸረንን ደቡብን ቈላን ጎቦታትን ኵሎም ነገስታቶምን ቀተሎምሓደ እኳ ኣየትረፈን። ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ዝአዘዞትንፋስ ንዘለዎ ዅሉ ፈጺሙ ኣጥፍኤ

Translation | Context
ዘዳግም 13:15 | 6 Helpful votes

ኣብታ ኸተማ ንዚነብሩ ብስሕለት ሴፍ ኣበርቲዕካ ውቓዕ፡ ንእኣን ኣብኣ ንዘሎ ዂሉን ፈጺምካ ኣጥፍእ፡ ንኸብታውን ብስሕለት ሴፍ ኣጥፍእ።

Translation | Context
ዘዳግም 20:16-17 | 6 Helpful votes

ካብዘን እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ኸተማታት እዞም ህዝብታት እዚኣቶም ግና፡ ትንፋስ ዘለዎ ሓደ እኳ ብህይወት ኣይትሕደጎ። ንሔታውያንን ንኣሞራውያንን ንከነኣናውያንን ንፈረዛውያንን ንሃዋውያንን ንይቡሳውያንን ግና፡ ከምቲ ንኣማልኽቶም ዚገብርዎ ዅሉ ጽያፎም ንምግባር ምእንቲ ኸይምህሩኹም እሞ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ከይትብድሉስ፡ ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ዝኣዘዘካጠሪስካ ኣጥፍኣዮም

Translation | Context
ኢሳይያስ 13:15-18 | 5 Helpful votes

እተረኽበ ዘበለ ኺውጋእእተታሕዘ ዂሉ ኸኣ ብሴፍ ኪወድቕ እዩ። ሕጻውንቶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ኪጭፍለቑ እዮም፡ ኣባይቶም ኪብዝበዝ እዩ፡ ኣንስቶም ድማ ኪንውራ እየን። እንሆ፡ ነቶም ግዲ ብሩር ዜብሎም፡ ንወርቂ ኸኣ ዘይብህግዎ ሜዶናውያን፡ ኣብ ልዕሊኦም ከተንስኦም እየ። መንትጎም ነጒባዝ ኬውድቖም እዩ፡ ንፍረ ማሕጸን ኣይኪምሕሩን እዮም፡ ኣዕንቶም ከኣ ንቘልዑ ኣይኪድንግጻሎምን እየን።

Translation | Context
መሳፍንቲ 20:48 | 5 Helpful votes

እቶም ሰብ እስራኤል ድማ ናብ ደቂ ብንያም ተመሊሶም፡ ንብዘላ እታ ኸተማን ንማል ንዝረኸብዎ ዅሉን ብስሕለት ሴፍ ቀተሉንዝረኸብወን ኵለን ከተማታት ከኣ ብሓዊ ኣንደድወን

Translation | Context
ዘዳግም 7:16 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ንዚህበካ ዅሎም ህዝብታት ድማ ክትውድኦም ኢኻ፡ ዓይንኻ ኣይትንሐፎምኣማልኽቶምውን መፈንጠራ ኸይኰኑኻ፡ ኣይተምልኮም።

Translation | Context
ዘዳግም 7:2 | 3 Helpful votes

እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣብ ቅድሜካ ኣሕሊፉ ምስ ዚህበካ፡ እሞ ምስ እትወቕዖም፡ ፈጺምካ ኣጥፍኣዮምኪዳን ኣይትተኣታተዎም ኣይትምሐሮምውን።

Translation | Context
ኢሳይያስ 14:21 | 3 Helpful votes

ከይትንስኡ ንምድሪ ኸኣ ከይወርሱንዝባን ዓለም ድማ ብኸተማታት ከይመልእዋ፡ ብሰሪ ሓጢኣት ኣቦታቶም ንውሉድ ማሕረዲ ኣዳልው

Translation | Context
ኤርምያስ 50:21-22 | 3 Helpful votes

ናብ ሃገር ሜራታይምን ናብቶም ኣብ ጴኮድ ዚነብሩን ውጻእ እሞ፡ ቅተሎም፡ ነቲ ድሕሪኦም ዘሎ ኸኣ ብጥራስ ኣጥፍኣዮ፡ ብዂሉ ድማ ከምቲ ኣነ ዝኣዘዝኩኻ ግበርይብል እግዚኣብሄርደሃይ ውግእን ዓብዪ ምፍርስን ኣብታ ሃገር ይስማዕ አሎ።

Translation | Context
ዘሌዋውያን 26:7-9 | 3 Helpful votes

ጸላእትኹም ትሰጉ፡ ንሳቶም ብሴፍ ኣብ ቅድሜኹም ይወድቁሓሙሽተ ኻባኻትኩም ንሚእቲ ይሰጒዎምሚእቲ ካባኻትኩም ንዓሰርተ ሽሕ ይሰጒዎም፡ ጸላእትኹም ብሴፍ ኣብ ቅድሜኹም ይወድቁ። ኣነ ገጸይ ናባኻትኩም እመልስ እሞ ከፍርየኩምን ከብዝሓኩምን እየ፡ ኪዳነይ ከኣ ምሳኻትኩም ከቕውም እየ።

Translation | Context
ዘዳግም 2:19-23 | 3 Helpful votes

ናብ መንጽር ደቂ ዓሞን ምስ ቀረብካኣይተዕገርግሮም፡ ኣይትዋግኣዮም ድማ። ንደቂ ሎጥ ንርስቲ ሂበዮም እየ እሞ፡ ካብ ምድሪ ደቂ ዓሞን እትርስተዮ ገለ እኳ ኣይህበካን እየ። እዚኣ ድማ ቀደም ረፋውያን ስለ ዝነበርዋሃገር ረፋውያን ተቘጽረትዓሞናውያን ግና ዛምዙሚም ይብልዎም ነበሩ። ከም ዓናቃውያንዓብዪን ብዙሕን ነዊሕ ዝቚመቱን ህዝቢ እዩ። ግናኸ እግዚኣብሄር ካብ ቅድሚኦም ኣጥፍኦም እሞ፡ ንኣታቶም ሰጒጎም፡ ኣብ ስፍራኦም ተቐመጡ። ኣብ ሰዒር ንዚነብሩ ደቂ ኤሳው ከም ዝገበረሎምንሖራውያን ካብ ቅድሚኦም ምስ ኣጥፍኤ ንኣታቶም ሰጒጎም ክሳዕ ሎሚ ኣብ ስፍራኦም ተቐመጡ። ነቶም ኣብ ዓድታት ክሳዕ ጋዛ ዝነበሩ ዓዊም ድማ፡ ካብ ካፍቶር ዝወጹ ካፍቶራውያን ኣጥፍእዎም፡ ኣብቲ ስፍራኦም ከኣ ተቐመጡ። -

Translation | Context
ዘጸአት 32:27-28 | 3 Helpful votes

ንሱ ድማ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብልነፍሲ ወከፍ ሴፉ ኣብ እቑኡ ይዕጠቕካብ ደገ ናብ ደገ ኸኣ ኣብዚ ሰፈር ተመላለሱነፍሲ ወከፍ ንሓዉነፍሲ ወከፍ ንፈታዊኡነፍሲ ወከፍ ንጐረቤቱ ይቕተልበሎምደቂ ሌዊ ድማ ከምቲ ዘረባ ሙሴ ገበሩ። በታ መዓልቲ እቲኣ ኻብቲ ህዝቢ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ሰብኣይ ወደቑ

Translation | Context
ዘጸአት 34:11-14 | 3 Helpful votes

እዚ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ሐሉእንሆ፡ ኣነ ኸኣ ንኣሞራውያንን ንከነኣናውያንን ንሔታውያንን ንፈረዛውያንን ንሃዋውያንን ንይቡሳውያንን ካብ ቅድሜኻ ኸውጽኦም እየ። ኣብ ማእከልካ ንመፈንጠራ ኸይኰኑስ ምስቶም ኣብታ ንስኻ እትኣትዋ ምድሪ ዚነብሩ ኺዳን ከይትኣቱ ተጠንቀቕመሰውኢታቶም ደኣ ኣፍርሱሓወልትታቶም ስበሩኣሽሪሞም ከኣ ኣፍርሱ። እቲ ቐናእ ዝስሙ እግዚኣብሄር፡ ንሱ ቐናእ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ንኻልእ ኣምላኽ ኣይትስገድ

Translation | Context