Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

10 bible verses about

fishing


ማቴዎስ 4:19 | 25 Helpful votes

የሱስውን፡ ኣነ ድማ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ፡ ንዑ ስዐቡኒበሎም

Translation | Context
ማቴዎስ 13:47 | 13 Helpful votes

ድማ መንግስተ ሰማያት ኣብ ባሕሪ እተደርበየት እሞ ካብ ኵሉ ዓሳ ዝኣከበት መርበብ ትመስል

Translation | Context
ዮሃንስ 21:3 | 11 Helpful votes

ስምኦን ጴጥሮስ ድማ፥ ኣነስ ዓሳ ኽገፍፍ ክኸይድ እየ፡ በሎም። ንሳቶም ከኣ፥ ንሕናውን ምሳኻ ንኸይድ፡ በልዎወጺኦም ናብ ጃልባ ኣተዉበታ ለይቲ እቲኣ ሓደ እኳ ኣይሐዙን

Translation | Context
ሉቃስ 5:4-6 | 10 Helpful votes

ዘረባኡ ምስ ወድኤ ኸኣ፡ ንስምኦን፡ ናብቲ ዓሚቕ ቅርብ በል እሞ መርበብኩም ንምግፋፍ ደርብዩበሎስምኦን ከኣ፡ መምህርለይቲ ብምልእታ ጽዒርናዝሐዝና የብልናንብቓልካ ግና ነዚ መርበብ እድርብዮኢሉ መለሰሉ። እዚ ምስ ገበረኣዝዩ ብዙሕ ዓሳ ሐዙ፡ እቲ መርበቦምውን ተቐደ

Translation | Context
ሉቃስ 5:6 | 8 Helpful votes

እዚ ምስ ገበረኣዝዩ ብዙሕ ዓሳ ሐዙ፡ እቲ መርበቦምውን ተቐደ

Translation | Context
ማርቆስ 1:14-20 | 8 Helpful votes

ድሕሪ ማእሰርቲ ዮሃንስ ከኣ የሱስ ናብ ገሊላ መጸ እሞ፡ እቲ ዘመን ተፈጸመመንግስቲ ኣምላኽ ከኣ ቀረበትተነስሑ ብወንጌልውን እመኑእናበለ ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ሰበኸ። ኣብ ጥቓ ባሕሪ ገሊላ ኺመላለስ ከሎ፡ ስምኦንን እንድርያስ ሓዉን ገፈፍቲ ዓሳ ነበሩ እሞ፡ መርበቦም ኣብ ባሕሪ ኺድርብዩ ኸለዉ ረኣዮምየሱስ ድማ፡ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ፡ ንዑ ስዓቡኒበሎምብኡብኡ መርበቦም ሐዲጎም ሰዓብዎካብኡ ንእሽቶ ሕልፍ ኢሉ ኸኣ፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ዮሃንስ ሓዉን ኣብ ጃልባ መርበቦም ኬዕርዩ ኸለዉ ረኣዮምብኡብኡ ጸውዖምነቦኦም ዘብዴዎስ ምስ ግዙኣቱ ኣብ ጃልባ ሐዲጎም ሰዓብዎ

Translation | Context
ህዝቅኤል 47:9-10 | 6 Helpful votes

ኪኸውን ድማ እዩ፣ ኣብቲ እዚ ውሒዝ እዚ ዝበጽሖ ዘበለስ ኵሉ ዚዋሳወስ ህያው ነፍሲ ብህይወት ኪነብር እዩ፣ ዓሳ ኸኣ ኣዝዮም ኪበዝሑ እዮም። እዚ ማያት እዚ ኺኣትዎ እዩ እሞ፣ እቲ ማያት ባሕሪ ኺጥዒ እዩ። እቲ ውሒዝ ኣብ ዝኣተዎ ዘበለ ድማ ኵሉ ብህይወት ኪነብር እዩ። ኪኸውን ከኣ እዩ፣ ገፈፍቲ ዓሳ ኣብኡ ኪቘሙ፣ ካብ ዔን-ገዲ ኽሳዕ ዔን-ኤግላይም መዘግሒ መርበብ ኪኸውን እዩ። ዓሳታት፣ ከምቲ ዕሳ ናይ ዓብዪ ባሕሪበብዓይነቶም ኣዝዮም ብዙሓት ኣብኡ ኺህልዉ እዮም።

Translation | Context
ዘፍጥረት 1:28 | 4 Helpful votes

ኣምላኽ ከኣ ባረኾምኣምላኽ ድማ፤ ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋንንዓሳ ባሕርን ነዕዋፍ ሰማይን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ እንስሳን ከኣ ግዝኡበሎም

Translation | Context
ማቴዎስ 17:24-27 | 3 Helpful votes

ናብ ቅፍርናሆም ምስ መጹግብሪ ዜውጽኡ ናብ ጴጥሮስ መጺኦም፡ መምህርኩምሲ እቲ ኽልተ ድሪም ግብሪዶ ኣይፈድን እዩ፧ በልዎ። ንሱ፡ ይፈዲባ ኢሉ መለሰ። ናብ ቤት ምስ ኣተወየሱስ ቀዲሙስምኦን፡ ነገስታት ምድርስ ግብርን ተጎን ካብ መን ይወስዱ፧ ካብ ደቆምዶ ወይስ ካብ ካልኦት፧ እንታይ ይመስለካበሎጴጥሮስ፡ ካብ ካልኦትባበለየሱስ ከኣ፡ ደቆምስኸ ናጻ እዮም። ከይንዕንቕፎም ግና፡ ናብ ባሕሪ ኼድካ መቓጥን ደርቢነቲ ቕድም እትሕዞ ዓሳ ውሰድኣፉ ምስ ከፈትካ፡ ኣብኡ ሓደ እስታቴር ክትረክብ ኢኻ። ንእኡ ወሲድካ፡ ኣብ ክንዳይን ኣብ ክንዳኻን ሀቦም፡ በሎ።

Translation | Context
እዮብ 41:7 | 3 Helpful votes

እቶም ብርቱዓት ዋልታታቱ ትዕቢቱ እዮም፡ ከም ብጸቢብ ማሕተም እተጋጠሙ እዮም፡

Translation | Context