Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

dorcas


ግብሪ ሃዋርያት 9:36-42 | 13 Helpful votes

ኣብ ዮጴ ድማ ጣቢታ እትብሀል ተምሃሪት ነበረት፡ ትርጒሙ ድማ ዶርቃስ እዩ። ንሳ ኸኣ ጽቡቕ ግብሪ ዝመልኣ ምጽዋትውን እትምጽውት እያ። ኰነ ኸኣ፡ በቲ ቕነቲ ሐሚማ ሞተትሐጺቦም ድማ ኣብ ደርቢ ኣንበርዋልዳ ንዮጴ ቕርብቲ ስለ ዝነበረት፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ጴጥሮስ ኣብኣ ኸም ዘሎ ሰሚዖምክልተ ሰብኣይ ናብኡ ልኢኾምከይደንጐየ ናባታቶም ኪመጽእ ለመንዎ። ሽዑ ጴጥሮስ ተንሲኡ ምሳታቶም ከደ። ናብኡ ምስ መጸ ድማ፡ ናብ ደርቢ ኣደየብዎኲላተን እተን መበለታት ከኣ እናበኸያ፡ እቲ ጣቢታ ምሳታተን ከላ ዝገበረቶ ቐመውሽን ክዳውንትን እናኣርኣያኦ ከቢበናኦ ደው በላ። ጴጥሮስ ግና ንዂላተን ናብ ወጻኢ ኣውጺኡተምበርኪኹ ጸለየ፡ ናብቲ ሬሳኣ ግልጽ ኢሉ ኸኣ፡ ጣቢታተንስኢበላኣዒንታ ቛሕ ኣበለት፡ ንጴጥሮስ ምስ ረአየቶውንኮፍ በለት። ኢዱ ዘርጊሑ ኣተንስኣ፡ ነቶም ቅዱሳንን ነተን መበለታትን ጸዊዑ ድማ፡ ህያው ኰይና ኣብ ቅድሚኦም ደው ኣበላ። እዚ ኣብ ኲላ ዮጴ ተፈልጠብዙሓት ከኣ ብጐይታ አመኑ

Translation | Context
ግብሪ ሃዋርያት 9:36 | 6 Helpful votes

ኣብ ዮጴ ድማ ጣቢታ እትብሀል ተምሃሪት ነበረት፡ ትርጒሙ ድማ ዶርቃስ እዩ። ንሳ ኸኣ ጽቡቕ ግብሪ ዝመልኣ ምጽዋትውን እትምጽውት እያ።

Translation | Context
1ይ ዮሃንስ 4:8 | 2 Helpful votes

ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ፡ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ።

Translation | Context