Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

3 bible verses about

autumn


ኤርምያስ 5:24 | 31 Helpful votes

ብልቦም ከኣ፡ ነቲ በብጊዜኡ ዝናም ጽድያን ቀውዕን ዚህበናምዱባት ሳምንትታት ቀውዒውን ዝሰርዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንፍርሃዮኣይበሉን

Translation | Context
ዘዳግም 11:14 | 25 Helpful votes

ስርናይካን ወይንኻን ዘይትኻን ምእንቲ ኽትእክብዝናም ምድርኹም በብጊዜኡዝናም ጽድያን ጽብሓትን ክህበኩም እየ።

Translation | Context
ያእቆብ 5:7 | 23 Helpful votes

እምብኣርሲ፡ ኣሕዋተየ፡ ክሳዕ ምጽኣት ጐይታ ተዐገሱእንሆሓረስታይ ነቲ ኽቡር ፍረ ምድሪ ይጽበዮኣኸዛን ማይ ጽብሓትን ክሳዕ ዚረክብውን ይዕገስ እዩ።

Translation | Context