Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

1 bible verses about

auras


ህዝቅኤል 1:19-22 | 11 Helpful votes

እቶም እንስሳ ኪኸዱ ኸለዉ፣ እቲ መንኰርዅር በብጥቓኦም ይኸይድ ነበረ። እቶም እንስሳ ኻብ ምድሪ ሓፍ ኪብሉ ኸለዉ፣ እቲ መንጐርዅር ከኣ ሓፍ ይብል ነበረ። ናብቲ እቲ መንፈስ ዝኸዶ ንሳቶምውን ይኸዱ ነበሩ፡ መንፈስ እቶም እንስሳ ኣብቲ መንጐርዅር ነበረ እሞ፡ እቲ መንጐርዅር በብጥቓኦም ሓፍ ይብል ነበረ። መንፈስ እቶም እንስሳ ኣብቲ መንጐርዅር ስለ ዝነበረ፣ ንሳቶም ኪኸዱ ኸለዉ፣ ይኸይድ፣ ንሳቶም ደው ኪብሉ ኸለዉ፣ ደው ይብል፣ ንሳቶም ካብ ምድሪ ሓፍ ኪብሉ ኸለዉ፣ እቲ መንጐርዅር ከኣ በብጥቓኦም ሓፍ ይብል ነበረ። ኣብ ልዕሊ ኣርእስ እቶም እንስሳ ኸኣ ከም ግሩም ዝዀነ ክሪስታልጠፈር ሰማይ ዚመስል፣ ኣብ ላዕሊ፣ ኣብ ልዕሊ ኣርእስቶም ተዘርጊሑ ነበረ።

Translation | Context