1. ናእሚ ሓማታ ድማ በለታ፡ ጓለይ፡ ምእንቲ ብድሓን ክትነብርስ፡ ዕረፍቲ ደይኮንኩን ዝደልየልኪ ዘሎኹ፧

2. ሕጂ ኸኣ እቲ ምስተን ግዙኣቱ ዝነበርኪ ቦኣዝዘመድናዶ ኣይኮነን፧ እንሆ ንሱ ሎሚ ለይቲ ስገም ኣብ ዓውዲ የዝሩ አሎ።

3. እምበአርሲ ተሓጺብክን ተለኺኽን ክዳንኪ ተኸደኒ እሞ ናብቲ ዓውዲ ውረዲበሊዑን ሰትዩን ክሳዕ ዚውድእ ግና፡ ነቲ ሰብኣይ ኣይተረአዮ

4. ኪኸውን ድማ እዩ፡ ምስ ዚድቅስ እታ ዚድቅሰላ ቦታ ፍለጢመጺእኪ ድማ ብሸነኽ እግሩ ቐሊዕኩ ደቅሲ። ንሱ ኸኣ እተገብርዮ ኺነግረኪ እዩ።

5. ንሳ ድማ፡ ዝበልክኒ ዅሉ ኽገብር እየ፡ በለታ

6. ናብ ዓውዲ ወሪዳ ድማ፡ ከምቲ ሐማታ ዝአዘዘታ ዅሉ ገበረት

7. ቦአዝ ከኣ በሊዑን ሰትዩን ልቡ ምስተሓጎሰ፡ ኣብ ጸግዒ ቕሚጦ ኺድቅስ ከደ። ሽዑ ንሳ ቀስ ኢላ መጸት፡ ብሸነኽ እግሩ ቐሊዓ ድማ ደቀሰት

8. ኮነ ኸኣ፡ ፍርቂ ለይቲ እቲ ሰብኣይ ሰምቢዱ ተገምጠለ፡ እንሃ ድማ ሰበይቲ ኣብ እግሩ ደቂሳ ነበረት።

9. ንሱ ኸኣ፡ መን ኢኺ፧ በላ። ንሳ ድማ፡ ኣነ ሩት ግዝእትኻ እየ። ንስኻ ወራሲ ኢኻ እሞጫፍ ክዳንካ ኣብ ልዕሊ ግዝእትኻ ዘርግሕበለት

10. ንሱ ኸኣ በላኣቲ ጓለይንድኻታት ኮነ፡ ንሃብታማት ደድሕሪ መንእሰይ ስለ ዘይሰዐብኪካብቲ ቐዳማይ እቲ ዳሕራይ ዚበልጽ ለውሃት ጌርኪ ኢኺ እሞ፡ እግዚኣብሄር ይባርኽኪ

11. ሕጂ ድማ ጓለይ ኣይትፍርሂደጊ ሰበይቲ ምዃንኪ ኹላ ደገ ህዝበይ ትፈልጥ እያ እሞ፡ ዝበልክዮ ዅሉ ኽገብረልኪ እየ።

12. ሕጂ ኸኣ ኣነ ወራሲ ምኻነይሲ ሓቂ እዩግናኸ ካባይ ዝቐርብ ወራሲ አሎ።

13. ንሎሚ ለይቲ ሕደሪ፡ ኪኸውን ድማ እዩ፡ ጽባሕ ንሱ እንተ ወረሰኪ ጽቡቕይውረስኪወርሰኪ እንተ ዘይደለየ ግናህያው እግዚኣብሄር እዩ፡ ኣነ ኽወርሰኪ እየ። ክሳዕ ዚወግሕ ደቅሲ

14. ክሳዕ ዚወግሕ ድማ ኣብ እግሩ ደቀሰት። ንሱ ሰበይቲ ናብ ዓውዲ ኸም ዝመጸት ኣይፈለጥ ኢሉ ነበረ እሞ፡ ገና ሰብ ምስ ብጻዩ ኸይተላለየ ኣንጊሃ ተንስኤት

15. ቦአዝ ግና፡ እቲ ተኸዲንክዮ ዘሎኺ ነጸላ ኣቕሪብኪ ዘርግሕዮ በላዘርግሓቶ ድማ። ንሱ ኸኣ ሽዱሽተ መስፈር ስገም ሰፈረላኣሰከማ ድማ። ናብ ከተማ ኸኣ አተወት

16. ናብ ሓማታ ምስ አተወት ድማ፡ ንሳ ከመይ ኢኺ ጓለይበለታ። ንሳ ኸኣ እቲ ሰብኣይ ዝገበረላ ዅሉ ነገረታ

17. ኣብ ሓማትኪ ጥራይ ኢድኪ ኸይትአትዊ ኢሉ፡ እዚ ሽድሽተ መስፈር ስገም እዚ ሂቡኒ፡ ድማ በለት

18. ንሳ ኸኣ፡ እቲ ሰብኣይ ነዚ ነገርዚ ሎሚ ኸይውድኦ ኣይዐርፍን እዩ እሞ፡ እቲ ነገር ከመይ ከም ዚውዳእ ክሳዕ እትፈልጢ ስቕ በሊ ጓለይ በለታ