ታሪኽ ቤተክርስትያን 2 - ቃለ መሕትት

Posted on 2022-05-09 · 297 · 1 · 0

4 resources uploaded

ታሪኽ ቤተክርስትያን ፪ ካብ 500 ክሳዕ 1500 ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዋእል ንዝነበረ ታሪኽ ክርስትና ተዘንቱ። ጸሓፊ ንትሕዝቶ እታ መጽሓፍን ንምጽሓፋ ዝሓተቶ ጻዕሪ ከምኡውን ብዛዕባ ስነሑፋዊ ኣበርክቶኣን ኣመልኪቱ ብበየነ ሰመረ ዘካየዶ ቃለ መሕትት ኣብዛ ቪድዮ ቀሪቡ ኣሎ።

መጽሓፍ ታሪኽ ቤተክርስትያን 2 በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ምርካብ ይከኣል:-

https://semayat.com/ታሪኽ-ቤተ-ክርስትያን-2/

https://www.emkulu.com

0 comments