ስልጣን ኣሎኒ

ጦብያ እንተተዛረበ ናይ ምድሪ ነገር
ሳንባላጥ ዘገድሶ ዕዮ ምብኻር
ንኸይሰምዖ ኣነስ ቆሪጸ
ንኸይሰምዖ ኣነስ መዲበ
ምኽረይ ቆሪጸ
ንኸይሰምዖ ኣነስ መዲበ
ብዘረባ ጦብያን ሳንባላጥን
ዕዮይ ኣይቦክርን
ብዘረባ ጦብያን ሳንባላጥን
ዕዮይ ኣይቦክርን
ኣምላኽ ሰማይ ድማ ኣቅኒዑለይ
ቅብኣቱ ኣሎ ምሳይ
ኣነውን ተንሲኤ ክዓይ
ከኽብር ኣምላኸይ
ንኽኸብረለይ (4)
ንኽርኣየለይ(4)
ብፈኸራ ጎልያድን ጭፍርኡን
ልበይ ኣይመክኽን
ብፈኸራ ጎልያድን ጭፍርኡን
ልበይ ኣይመክኽን
ብዘየገድስ ምብራኽ ቁመቱ
ብብዙሓት ምፍርሑ
ንኹሉ ክገዝእ ክመልኽ ሂቡኒ ስልጣኑ
ግንባሩ ኣንህሎ(4)
ኣነ እድንክሎ
ግንባሩ ኣንህሎ
ኣነ እድንክሎ
ብስምካ ኣፈራርሶ ብስምካ
ብስምካ ዓነውነው ኣብሎ ብስምካ
ብስምካ ግምባሩ ኣንህሎ ብስምካ
ብስምካ ኣነ እስዕሮ ብስምካ
ብስምካ ኣፈራርሶ ብስምካ
ብስምካ ዓነውነው ኣብሎ ብስምካ
ብስምካ ግምባሩ ኣንህሎ ብስምካ
ብስምካ ኣነ እስዕሮ ብስምካ
ንየሱስ ሒዘ
ስልጣኑ ሒዘ
ቅብኣቱ ሒዘ
ንሓይሉ ሒዘ
ክኸይድ እየ: ክኸይድ እየ ክግስግስ
ግብሪ ሰይጣን ከፍርስ
ክኸይድ እየ : ክኸይድ እየ ክግስግስ
ንኤዛቤል ከጽድፍ
ንየሱስ ሒዘ
ስልጣኑ ሒዘ
ቅብኣቱ ሒዘ
ንሓይሉ ሒዘ
ክኸይድ እየ: ክኸይድ እየ ክግስግስ
ግብሪ ሰይጣን ከፍርስ
ክኸይድ እየ : ክኸይድ እየ ክግስግስ
ንኤዛቤል ከጽድፍ
ስልጣን ኣሎኒ (2)
ዕርዲ ሰይጣን ከፍርስ ስልጣን ኣሎኒ
ኣብ ዘይተኸሎ ክምንቁስ ስልጣን ኣሎኒ
ስልጣን ኣሎኒ (4)
ምኽሪ ሰይጣን ከፍርስ ስልጣን ኣሎኒ
ሽደን ኣንበሳ ክረግጽ ስልጣን ኣሎኒ
ስልጣን ኣሎኒ(4)
ንኤዛቤል ከጽድፍ ስልጣን ኣሎኒ
ሓሳብ ኣምላኽ ከፈጽም ስልጣን ኣሎኒ
ስልጣን ኣሎኒ
ስልጣን ኣሎኒ የሱስ ዝሃበኒ
ስልጣን ኣሎኒ ኣቦይ ዝሃበኒ
ስልጣን ኣሎኒ

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Feb 20, 2016

Share Share
0 Comments
422 Views

Comment
Be the first to post your comment!!

Othe videos