ተስፋና ንስካ ኢኻ

ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንምስቑርቛር ህዝብና መወዳእታ ይግበረሉ። ነቶም ኣብ ሃገርና ዘለዉ ገፋዕቲ ድማ፣ ኣምላኽና ጸጥ የብለልና። ከም ልቡ ዝዀነ መራሒ ይሃበና። በሓቂ ከምዚ ናትና ዝበለ ሽግር ዝረኸቦ ህዝቢ፣ ኣብዚ ዓለም'ዚ ደርጋ የለን እንተተባህለ ምግናን ኣይኰነን። እግዚኣብሄር ኣምላኽ፣ ሽግር ሃገርና መወዳእታ ይግበረሉ። ኣምላኽ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽ። ሰላም፣ ፍትሒ፣ ብልጽግና፣ ዕብየት፣ ልምዓት፣ ራህዋ፣ ስኽነት፣ ምረሻን ግስገሳን ነታ ዘፍቕራ ሃገረይ ይዅን።

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Jul 10, 2014

Share Share
0 Comments
657 Views

Comment
Be the first to post your comment!!

Othe videos