Video

SERMON

መደብ ዘተ ብዛዕባ መዝሙርን ኣምልኾን ምስ ሓውና ጠዓመ ኣተውብርሃን 04

ብ ሃኒባል ዳኒኤል Download | Comment Share Share

ክቡራትን ፍትዋትን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ኣዒልና ምስ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ሓባራዊ ዘተ ንገብር ኣሎና፤ ንሎሚ ድማ ምስ ሓውና ጠዓመ ኣቶውብርሃን ብዛዕባ ምዝሙርን ኣምልኾን ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ጌርና ኣሎና፤ እንሆ 4 ክፋሉ ተኸታተሉ። ዝመጽእ ሰሙን ድማ ዝሓተትክምዎ ሕቶታት ክንምልስ ኢና። ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ እዚ ካልኦት ክሰምዕዎን ክጥቀምሉን ይግባእ ኢልኩም ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ንኻልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፤ ኣምላኽ ይባርኽኩም፥።

Posted by:
Hanibal Daniel
Oct 14, 2016

0 Comments
301 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!