Video

SERMON

ትንሳኤ ምዉታን 7ይ ክፋል

ብ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ Download | Comment Share Share

ኣብ ትንሳኤ ምውታን እቲ ዝዓበይ ነገር ምስ ኣምላኽ ምዃን እዩ። እቲ ምስ ኣምላኽ ብምዃንና ዘምጽኣልና ተወሳኺ ነገር ከይወስኽናሉ እዃ እቲ ምስ ኣምላኽ ምዃን ዝብል ጥራይ ኣዝዩ ዓቢ ነገር እዩ።...
.... ኣምላኽ እቲ ንዕኡን ንሰባትን ናይ ዘገልገልናዮ ዓስቢ ክህበና እዩ። ዓስቢ ናይቲ ሰባት ኣብ ልዕሌና ዝገበርዎ እሞ ዝተዓገስናዮ ነገርውን ኣምላኽ ክኽሕሰና እዩ። ሽዑ ኣኽሊል ህይወትን፡ ኣኽሊል ክብርን ክንወርስ ኢና። ምስናይ እዚ ግና እቲ ጐይታ ምእንታና ዝጸለዮ ዝዓበየ ጸሎት፡ ንሕና ምስኡ ምእንቲ ክንከውን እዩ። ጐይታ ይደግፍ።

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Mar 17, 2014

0 Comments
620 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!