Video

SERMON

ትንሳኤ ምዉታን 4ይ ክፋል

ብ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ Download | Comment Share Share

ብዕለት 18/10/2003 ኣብ ቀጽሪ መካነ ህይወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ዝተዋህበ ተኽታታሊ ትምህርቲ

ትንሳኤ ምውታን ዝኸውን ምእንቲ ዘለኣለማውነት እዩ - ሰብ ንዘለኣለም ናብ ሓጐስ ጐይታኡ ወይ ንዘለኣለም ናብ ስቓይ ምእንቲ ኪኣቱ። ቅድሚ ናብ ዘለኣለማውነት ምእታውና ግና ጐይታ ኪምለስ ከሎ ሓደ ዝኸውን ፍጻሜ ኣሎ። ንሱ ድማ ፍርዲ እዩ። ቅድሚ እዚ ናይ መወዳእታ ፍርዲ'ውን እንተዀነ ሰባት ይፍረዱ እዮም ዘለዉ። ነዚ ነገር እዚ ንምርዳእ ንዛንታ ናይ ኣልኣዛርን እቲ ሃብታም ሰብኣይን ክንርኢ ንኽእል ኢና። ፍርድና ብመጠን እቲ ካብ ኣምላኽ ዝተቐበልናዮ ሓለፋታት ምዃኑ ድማ ኣይንረስዕ። ስለዚ ንትንሳኤ (ንህይወት) ዝኸውን ናብራ ኪንነብር ኣምላኽ ይዛረበና ኣሎ።

Posted by:
Goitomuzit Asher Ashriel Ashley
Mar 17, 2014

0 Comments
592 Views

Othe videos

Comment
Be the first to post your comment!!